እቲ ብመርመራ መንግስቲ ዝተኻየደ ጸብጻብ ብጋዝ ዝንቀሳቐሳ መካይን ከቢድ ሓደጋ ከስዕባ ከም ዝኽእላ ኣመልኪቱ’ሎ። ኣብ ቀረባ እዋን...
Blog
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምዕራብ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ መምህሩ ንዝቐተለ ገበነኛ ፍርዱ ካብ 11 ዓመት ናብ 9...
ደጋጊሞም ኣብ ስርቂ ምውፋሮም እተረጋገጹ ዕሉላት ዓዋሉ ካብዚ ጽድያ ጀሚሮም ናብ ዱካናት ኣትዮም ከይሽምቱ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ...
ካብ ባሕቲ ጥሪ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ሽወደን ዋጋ መንበሪን ፍቓድ ስራሕን ክብ ክብል ኡኡ ተባሂሉ። ኤጀንሲ...
ተሌቪዥን ሽወደን ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ IRS ን ቤት ጽሕፈት ዕዮን ንሰራሕተኛታቶም ናይ 300-400 ዝኸውን ክሮና ህያብ ዓዲሎም...
ሚእቲ ሽሕ ዝኾና ደቀንስትዮ ሽወደን ዛጊት ብልሓቱ ዘይተፈልጠ ሕማም ከም ዘለወንን በዚ ድማ እቲ ዝድለ ሕክምና ክረኽባ...
ተሌቪዥን ሽወደን ከምቲ ልሙድ ኣብ “መን ይውረስ” ዝብል ፕሮግራሙ ሓንቲ ምድላው ሒዙ ቀሪቡ ኔሩ። እቲ ዛንታ ከምዚ...
ምስ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ስቶክሆልም ርክብ ኣለዎም ዝተባህሉ ክልተ ደቂ ታጂኪስታን ኣብ ሶርያ ተታሒዞም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም...
ኣብዚ ዓመት ምስ ዝሓልፈ ዓመት ብምንጽጻር መጠን ሞት ሰብ መካይንን ብሽክለታን ምጒዳሉ ተሓቢሩ። እዚ ምስ ናይዝሓልፈ ዓመት...
ብ መሰረት ጸብጻብ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሰንበት ንግሆ ሰዓት 5፡19 ጸሓይ ብወገን ሰሜናዊ ንፍቀ-ኽቢ ትሕት ኢላ ተራእያ። ድሕሪ...