ብመሰረት ኤጀንሲ መግቢ ሽወደን ነፍሲ ወከፍ ተመሃራይ ብማእከላይ ገምጋም 10 ኪሎ ተረፈ መግቢ ከም ዝጒሕፍ ድማ ተፈሊጡ።...
Blog
ኣብ ሽወደን እታ ኣዝያ ውሕስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ቫርምላንድ እትርከብ ከተማ ሃማርሞ እያ ተባሂላ። ብመሰረት በዓልመዚ ምምሕዳር...
ቁጽሪ ናይቶም ንጸጥታ ሽወደን ስግኣት ክፈጥሩ ይኽእሉ እዮም ዝበሃሉ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ ብሰለስተ ዕጽፊ...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ኣብ ሆስፒታል ሕክምናዊ ክትትል ዝግበረሎም ሰባት ምህላዎምን ነዊሕ ትጽቢት ከሕልፉ ይግደዱ ምህላዎም ሬድዮ ሽወደን...
ፖሊስ ሽወደን ብዙሕ ገበናት ኣብ ዝፍጸመሉ ቦታታት ካሜራታት ክተኽሉ እዮም ተባሂሉ’ሎ። እዚ ዝተባህለ ሓላፊ ሃገራዊ ፖሊስ ሽወደን...
ኣብ 2020 መንግስቲ ሽወደን ምምሕዳራት ከተማን ዝተፈለለያ ናይ ድሕነት ማሕበራትን ንምምዋል ናይ 5 ቢልዮን ክሮና ማል ምምዳቡ...
ሃገራት ሸንገን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚረን ዜጋታት እዘን ሃገራት ንዘይኰኑ በጻሕቲ ዝምልከት ኣብ ስርዓተ ቪዛ ገለ ለውጢታት...
ኣብ ዝሓለፈ ሸሞንተ ዓመታት 60 ሃገራት ኣብ ተርታ መሃዝነት ብሉምበራ ዝተሰርዓ ኮይነን ኣብዚ ናይዚ ዓመት ምምዳብ እታ...
ሰራሕ ተሌኮም ሽወደን ኤሪክሶን ኣብ ትሕቲ መርመራ” ሰብመዚ ውድድር ቻይና” ምህላዉን ብዙሕ መቕጻዕቲ ክብየነሉ ከም ዝኽእልን ስቨንስካ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ነቲ ብሰልፊታት የማን ዝቐርበሉ ዝነበረ ናይ ተቓውሞ ሓሳብት ብምልዓል ሽወደን ስቲፈን ሉቨን ቊጽሪ ናይ ዕቚባ...