መንእሰይ ተሓላቒት ኣከባቢ ዝኾነት ግሬታ ሶንቤሪ ብኣጋጣሚ ሚድሳመር (Midsummer) ምስ መደብ Sommar I P1 ኣብ ዝገበረቶ መደረ...
Blog
መንግስቲ ሽወደን፡ ነቶም ኣብ ሽወደን ዝሰርሑ ወጻእተኛታት ኣመልኪቱ፡ ካብ ዝቕጽል ዓመት ጀሚሮም ግብሪ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ርእይቶኡ ገሊጹ።...
ኣስታት 25 ሽሕ ኣብ ደቡብ ዴኒማርክ ዝሰርሑ ሰባት፡ “ኣብ እዋን ክረምታዊ ዕረፍቲ ናብ ሽወደን እንተ ድኣ ጌሽካ፡...
ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ዝወጸ ናይ ልዕሊ 50 ሰባት ምትእኽኻብ ዝእግድ መምርሒ እተን ኣብ መላእ ሽወደን ዝርከብ...
ቁጽሪ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ይውስኽ ምህላዉን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ ኣስታት 3500 ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ...
መራሒ (ኣውቲስታ) ናይ ጓሓፍ መኪና፡ ሓንቲ ኣብ ሰላሳታት ዝዕድሚኣ ጓል ኣንስተይቲ ኣብቲ ናይ መኪንኡ እንዳ ጓሓፍ ከም...
ብ”ንእሽቶ ልቢ” ብምባል ዝፍለጥ ብዓቃባዊ ሰልፊ ዝተበገሰ ቢል ብኹለን ሰልፍታት ደገፍ ምርካቡ ኣቦ ወንበር ዓቃባዊ ሰልፊ ኦልፍ...
ኣብ ዝቕጽል ውሑዳት መዓልታት መጠን ሙቐት ኣብ ሽወደን ክሳብ 300c ክበጽሕ ከምዝኽእል መደበር ኩነታት ኣየር ሽወደን (SMHI)...
ቅድሚ ቅልውላው ኮሮና ቫይረስ፡ ኣስታት 100 ሽሕ ሕሙማት ሞያዊ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ሪጋ ሒዞም ከምዝነበሩ ይዝከር። ኣብዚ ሕጂ...