Blog
መንበሪ ፍቓድ ክሳብ ዝወሃቦም ንካምፕታት ገዲፎም ብውልቆም ኣብ ዝረኸብዎ መንበሪ ገዛውቲ ዝቕመጡ ዝነበሩ ስደተኛታት ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ...
ቅልውላው ኮሮና ኣብ ልዕሊ ሓተቲ ዑቕባ ርኡይ ዝኾነ ጽልዋ ነይርዎ። ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ዓመት፡ ኣስታት 7000...
ኣብ ከባቢታት ስቪያላንድ፡ ጎትላንድን ደቡባዊ ምብራቕ ኖርላንድን ኣብዚ ወቕቲ ክውህለል ዝግበኦ መጠን ትሕተ-ባይታዊ ማያት ትሕቲ ንቡር ከምዝኾነ...
ዓርሞሾሽ ኤውሮፓዊ ኩባንያ መሰንዒ ነፈርቲ፡ ኤየርባስ፡ 15 ሽሕ ሰራሕተኛታት ከፋኑ መደብ ከምዘለዎ ሓቢሩ። እተን ካብቲ ኩባንያ ዝተረፋ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ብሰንኪ ኣብ ሶርያ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ንዘስዓቦ ስምብራት ንምቅላል ዝውዕል ናይ 900 ሚልዮን ክሮነር ሓገዝ...
ብዝሒ ናይቶም ጸረ ብቑርዲድ ዝመሓላለፍ ሕማም ነድሪ ሓንጐል (TBE) ንኽክተቡ ዝመጹ ዝነበሩ ሰባት ብናህሪ ምንቁልቋሉ ብዙሓት ክኢላታት...
ስካንድናቭያዊ ኩባንያ ሳስ (SAS) ናይ መድሕን ውጥኑ ንምትግባር: ርእሰ ማሉ ብ12 ቢልዮን ክሮነር ክብ ከብሎ መዲቡ። እዚ...
ቫይረስ ኮሮና ናብ ሽወደን ብመንገዲ ዴኒማርካውያን ኣትዩ ክኸውን ይኽእል እዩ ዝብል ካብ ኮፐንሃገን ዩኒቨርስቲ ዝወጸ ሓድሽ መጽናዕቲ...