ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ብዛዕባ ጉዳይ ኢመግረሽንን እገዳ መገሻን ዘተኮረ እዩ ።
Blog
ስጳኛዊት ክለብ ሪያል ማድሪድ ዋንጫ ላሊጋ ናይዚ ዓመት ተዓዊታ። ሪያል፡ ንጋንታ ቪላሪያል 2 ብ 1 ድሕሪ ምስዓራ’ያ...
ኩባንያ ሞደርና፡ ኣብ ልዕሊ 45 ሰባት ዝገበሮ ናይ ኮቪድ-19 ናይ ክታበት ፈተነ ጹቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦ SVT ሓቢሩ።...
ቀዳማይ ሚኒስተር ስፔይን፡ ፔድሮ ሳንቼዝ፡ ናብ ስቶክሆልም ወግዓዊ ምብጻሕ ብምክያድ ንተሪር መርገጺ ሎቬን ኣብ ጉዳይ ኤውሮፓዊ ቁጠባዊ...
ካብ ማእከል ስታቲስቲክስ ሽወደን (SCB) ዝተረኽቡ ኣሃዛት ከም ዝሕብርዎ ሓደ ካብ ዓሰርተ ካብቶም ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዱ...
ጸብጻባት ኣሃዱ ትምህርቲ ከምዝሕብሮ፡ ቅልውላው ኮሮና፡ ኣብ ልዕሊ ውጽኢት ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ኣሉታዊ ጽልዋ ኣይነበሮን ክብል ከምዝገለጸ...
ስጋብ ሕጂ ውድድር ኩዑሶ እግሪ ሽወደን ኣልስቫንስካ ካብ ዝተኻየዱ ውድድራት ክለብ ኣይኮ ካብ 8 ግጥማት 3 ስዕረት...
ኩባንያ ጆሊሩም፡ ንፍርያቱ ዝኾኑ “Moweo Lucas 2 in 1” ዝዓይነቶም ናይ ህጻናት ወንበርን “North 13.5 Maxi Jogger”...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ጀርመን ኣብ ልዕሊ ሽወደን ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ናይ ምውሻብ ግዴታ ኣልዒላቶ...