Blog
ቫይረስ ኮሮና ኣብ ብዙሕ ቦታታት ኣውሮጳ እንተላይ ካታሎንያን ጋልሲያን ዝተባህላ ኣውራጃታት እስፓኛ የስፋሕፍሕ ኣሎ። ኣማኻሪ ጉዳያት ተመሓላለፍቲ...
ትማሊ ንግሆ፡ ኣብ ሰሜን ሽወደን ዝርከብ ኣብ ኦስተርሹንድ ዝተባህለ ከባቢ፡ ሓደጋ ባርዕ ብምኽሳቱ ከም ሳዕቤኑ ድማ ክልተ...
ሓንቲ ካብ ሓሙሽተ ደቂ ኣንስትዮ ንጎረባብታ ከምትፈርህ ሄም ኦክ ሂራ (Hem och Hyra) ዝበሃል ጋዜጣ ኣብ ጽሑፉ...
ክልተ ደቂ 16 ዓመት ኮተቴ፡ ዝሓለፈ ክረምቲ ኣብ ደቡብ ስኮና ኣብ ልዕሊ ጓል 12 ዓመት ብዝፈጸምዎ ሓባራዊ...
ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ምስ ክለባት ኢንተር ሚላንን ኤሲ ሚላንን ብምጽዋት ልዑል ክእለቱ ዘመሰከረ ዛላታን ኢቭራሂሞቪች ናይ መጀመርያ...
ብርክት ዝበሉ ቈልዑ ናይ ኢድ ሳኒታርይዘር ብምስታዮም ይምረዙ ምህላዎምን እዚ ቁጽሪ ካብ ወርሒ ለካቲት ክውስኽ ከም እተራእየን...
Alkompis Tigrinjaገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና ተኸታተሉ።
ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና፡ ሽወደናውያን ካብ ዝሓለፈ እዋናት ብዝለዓለ ደረጃ ሸመተ ምክያዶም ኣሃዛዊ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ቆጸራ...