ኣብ ኦስሎ፡ ኖርወይ፡ ኣስታት 200 መንእሰያት ዝርከብዎ ሙዚቃዊ ፈንጠዝያ (ጓይላ) ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ናይ ሓደ ህንጻ ዝስራሕ...
Blog
ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኢዛቤላ ሎቬን፡ ኣብ ሚልዮፓርቲየት (ሓምላይ ሰልፊ) ዝነበራ መዝነታ ብወለንትናኣ ካብ ትገድፎ፡ እቲ ቦታ ክሳብ ሎሚ...
ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን፡ ኦሽትባሪ፡ ዝርከብ ዝነበረ ትካል ማክዶናልድስ ትማሊ ለይቲ ኣብ ከባቢ ሰዓት 2:00 ወጋሕታ ምሉእ...
ኣብ መውዓሊ ህጻናት ዝኾነ ጀራዲን ናይ ብርክት ዝበላ ኣብ ሶደርታልያ ዝርከባ መዋእለ ህጻናት፡ ዕጸ-ፋርስ ዝሓዘ ሑጻ ዝመልአ...
ካብ ኣባላት ውድብ ቁጠባዊ ምዕባለን ምትሕግጋዝን (OECD) ዝኾና 38 ሃገራት፡ ብኣታሓሕዛ ጥዕናን ኩነታትን ህጻናት፡ ሽወደን፡ ኣብ መበል...
ቤት ጽሕፈት ሽማግለ ከተማ ስቶክሆሎም ኣብ ዘካየዶ ሓድሽ ዳህሳስ፡ ቁጽሪ ናይተን ጾታዊ ርክብ ንኽንፍጽም ተገዲድና ዝብላ ደቂ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንኹሎም ኣብ ቤት ትምህርታት ዝርከቡ መምህራን፡ ብዛዕባ ጾታዊ ዝምድናታት፡ ትምህርቲ ብምሃብ ዓቕሞም ክብ ከብሎ መዲቡ...
ህዝባዊ መጓዓዝያታት፡ ኣብ ኣገደስቲ እዋናት ጥራይ ክንጥቀም ከምዘለና፡ መንግስታዊ መምርሒታት ክመሓላላፉ’ኳ እንተጸንሑ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ብፍላይ ድማ...
ትማሊ ረቡዕ ለይቲ፡ ኣብ ከባቢ ማዮና (Majorna)፡ ዮቶቦሪ፡ ከቢድ ክሳራታት ዘውረደ፡ ኮነ ኢልካ ዝተሳወረ ተባሂሉ ዝንገረሉ ሓደጋ...
ሽወደናዊ ዋኒን ቀረጽ (Skatteverket)፡ ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና ንዝሳዓበ ክሳራ ንምትካእ፡ ብኩባንያታት ዝቐርብ ዝነበረ ናይ ሓገዝ መሕተቲ ምልክታ፡...