ኣብ ጎደናታት ሰሜን ስቶክሆልም፡ ከባቢ ሶለንቱና፡ K-pisten ዝዓይነቱ ረሻሽ ዝሓዙ ሰለስተ መንእሰያት ክንቀሳቐሱ ዝረኣዩ ሰባት፡ ንፖሊስ ምሕባሮም...
Blog
ኮሌጅ ህዝባዊ ጥዓና ኖርወይ፡ ንሽወደናዊት ምምሕዳር ያምትላንድ ሃሪዶለን፡ ኣብ ናይ ቀይሕ ዞን ከእትዋ ንመንግስቲ ኖርወይ ምኽሩ ኣቕሪቡ።...
በዓል መዚ ኣሃዱ ጥዕና ሽወደን፡ ንፈለማ ግዜ፡ ንልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣረጋውያን፡ ሓድሽ ጸረ ወቕታዊ ሰዓል (säsongsinfluensa)...
ቤት ጽሕፈት ኣሃዱ ግብሪ ሽወደን (Skatteverket)፡ ኣብ መስርሕ፡ ናይ ህዝቢ ምዝገባ (Befolkningsregisterering)፡ ከጋጥሙ ንዝኽእሉ ጌጋታትን ምትላልን ተቐላጢፉ...
ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና፡ መጠን ንኽፋትሑ ዝሓተቱ ሰብ ሓደር፡ ምስቲ ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይ ዝሓለፈ ዓመታት ክነጻጻር...
ኣብ ናይ ኤውሮፓ ናሽናል ሊግ ምስ ሃገራውያን ጋንታታት ፈረንሳ፣ ፖርትጋልን ክሮሽያን ተመዲባ ትርከብ ሽወደን፣ ብቀዳም ምሸት ንሃገራዊት...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ 07 መስከረም 2020 ዜና፣- 1. ንግዳያት ቫይረስ ኮሮና ዝዋሃብ ሓበሬታ ካብ ዞባ ናብ...
ሽወደን Vs ፖርቱጋል ዕለት፡ 8 መስከረም 2020 ሰዓት፡ 8:45 ምሸት ሜዳ፡ ፍሬንድስ ኣሬና ጽባሕ ሰሉስ ኣብ መንጎ...
በዓል መዚ ኣሃዱ ጥዕና ስቶክሆልም፡ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ኣዋጅ እዋን ህጹጽ ሓደጋ (Stabsläge) ከምዘልዓሎን ስራሓት ድማ ናብ ንቡር...
መጠን ዝርገሐ መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ኖርወይ ይውስኽ ምህላዉ ኣብ ኖርወር ዝሕተም ጋዜጣ NRK ሓቢራ። ዝሓለፈ ሰሙን፡ ንፈለማ...