October 18, 2024

Blog

ኣብ ቊጥባ ሽወደን ዝተኸስተ ምንቁልቋል ንነዊሕ እዋን ክቕጽል ምዃኑ ሽወደናዊ ኢንስቲትዩት ቁጠባዊ ምርምር ዘውጽኦ ሓድሽ ጸብጻብ ኣመልኪቱ።...
መንግስትን ሰልፊ ዲሞክራትናን ሽወደን፡ ስሞም ዘይግለጽ መሰኻኽር ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ሽወደን ምስክርነት ክህቡ ክፍቀደሎም ዝብል እማመ ይደፍእሉ...
ኣብ ስከለፍተዮ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ኖርዝቮልት ክሰርሑ ዝጸንሑን ብምኽንያት ምጒዳል ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ስራሕ ናይ ምስኣን ሓደጋ...
ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ ብኒዩክለራዊ ኣጽዋር ትድገፍ ዘይኒዩክለራዊት ሃገር ኣቢሉ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ ዝፍጸም መጥቃዕቲከም “ሓባራዊ መጥቃዕቲ”...
ውጽኢታት ትምህርቲ ደቂ 15ን 16ን ዝዕድሜኦም ተመሃሮ ሽወደን ኣብዚ ዓመት እናነከየ ይኸይድ ከምዘሎ፥ ብሚእታዊትእንክረአ ንላዕለዋይ ካልኣይ ደረጃ...
ኣብ ልዕሊ ኣባል ሰልፊ ዴሞክራትና ዝኾነ ሽወደናዊ ፖለቲከኛ ሪከርድ ዝጸንሐ ጠርጠራ ገበን ምስዋር ጽልኢ ከም እተላዕለተሓቢሩ። ዮምሾፍ፡...
Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com