Blog
እቲ ወትሩ ተሃራፍን ብዙሓት ሰዓብቲ ዘልዎ ብቀዳማይ ደርጃ ዝስራዕ ግጥማት ዓዲ ኢንግሊዝ ማለት ፕሪመር ሊግ ብ ናይ...
ካብ ጽባሕ ዓርቢ ጀሚሮም፡ እቶም ካብ ሽወደናውያን ምምሕዳራት ኦረብሮን ዮምትላንድን ዝመጹ ገያሾ፡ ናይ 10 መዓልታት ውሸባ ክገብሩ...
ኣብ መዓላ ፈስቲቫል መንእሰያት ንክውዕል፡ ብምምሕዳር ሻርሆልመን፡ ተመዲቡ ዝነበረ ልዕሊ 1 ሚልዮን ክሮን፡ ኣብ ወጻኢታት መገሻን ሆቴላትን...
ኣብ ሓደ ሰሙን ን3 ተጻወቲ ከተፈርም ዝተራእየት ክለብ ኤቨርተን፡ ብብዙሓት ክለባት ክድለ ዝጸነሐ፡ ዓብዱላሂ ዴኮረ ካብ ክለብ...
መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ሽወደን፡ ኣብ ዝቕጽል 5 ዓመታት ብውሑድ ዓቐን ክውስኽ ከምዝኽእል ካብ ኩባንያ ካንታር ሲፎ ፕሮስፔራ...
ቤት ጽሕፈት ኣሃዱ ግብሪ፡ ብማሕበራውን ቁጠባውን ዓቕመን ድኹማት ኣብ ዝበሃላ ከባቢታት፡ ቆጸራ ህዝቢ ከካይድ ምዃኑ፡ መንግስቲ ሽወደን፡...
ትማሊ ረቡዕ ኣብ ሜዳ ፍሬንድስ ኣሬና፡ ስቶክሆልም፡ ኣብ መንጎ ሃገራውያን ጋንታታት ሽወደንን ፖርቱጋልን ዝተኻየደ ጸወታ፡ ፖርቱጋል፡ ካብ...
ኩባንያ ኢንተርስፖርት፡ 12 ኣብ ሽወደን ዝርከባ ትካላቱ ከምዝዓጸወን መብዛሕትአን ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆልም ዝርከባ ዝነበራ ምዃነን ጋዜጣ ዮቶቦሪ...
ኩባንያ ኣስትራ ዚኒካ፡ ከሰላስሎ ዝጸነሐ፡ ሳልሳይ ደረጃ፡ መስርሕ ፈተነ ክታበት ኮሮና፡ ንግዚኡ ከምዘቋረጾ ምሕባሩ ተፈሊጡ። እዚ ዝኾነሉ...