መንግስቲ ሽወደን ምስ ሰልፍታት ሞደራትናን ሊበራልን ብምስምማዕ፡ ኣብ ጽላት ትምህርቲ ዝውዕል ተወሳኺ ባጀት ከምዝሰልዑ ተፈሊጡ። እዚ 1.6...
Blog
ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና፡ ብኣሽሓት ዝቑጸራ ደቂ ኣንስትዮ፡ ናይ ጡብ መንሽሮ መርመራ ንኽካይዳ ሒዘንኦ ኣብ ዝነበራ ቆጸራ...
ኣባል ሰልፊ SD ን ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ስቶክሆልም ዝኾነ ፖለቲከኛ፡ ዘይሕጋዊ ኣጻዋር ሒዙ ብምጽንሑ፡ ፖሊስ፡ ኣብ ትሕቲ...
ልዕሊ 200 ወተሃደራት ምስ ምሉእ ዕጥቆም፡ ኣብ ጎደናታት ስቶክሆልም፡ ታዕሊም ከካይዱ ጀሚሮም ምህላዎም ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። ኣብቲ...
ትማሊ ምሸት ውድድር ፕሪመር ሊግ ቀጺሉ ኣብዘምሰየሉ፣ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ድሕሪ ኣብዚ ናይ ቅልውላው እዋን ንመዕደጊ ተጻወቲ ከቢድ...
ቅድሚ ክልተ ቅነ፡ ኣብ ሮዘንጎርድ፡ ድሕሪ እተፈጸመ ምቅጻል ቁርኣን ኣብ ዘሰዓቦ ናዕቢ፡ ብርክት ዝበሉ ተቐማጦ ማልመ፡ ኣብ...
ኣብ ዓመተ 2021፡ መጠን ክራይ ኣባይቲ፡ ብ2.5% ክውስኽ ተኽእሎታት ከምዘሎ ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ወነንቲ ዘይተንቀሳቓሲ ንብረት ንምኽርታት፡...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ 2020፡ ኣስታት 475 000 ምዝጉባት ደለይቲ ስራሕ ከምዝነበሩን እዚ ድማ ምስ ዝሓለፈ ዓመት...
ተማሃሮ፡ ፎኲስ ጸረርታ ኣፍንጫ ምስ ዘርእዩ፡ ቤት ትምህርታት፡ ብቐጥታ ናብ ኣባይቶም ከም ዝምለሱ ስለ ዝገብረኦም ብወገን ወለዲ፡...
ካብ ዝቕጽል ዓመት ጀሚሩ፡ ግላዊ ደገፍ ዝህቡ ሰራሕተኛታት፡ ስሩዕ ክፍሊት ኣበሎም ብ3.5% ክውስኽ ምዃኑ ተሓቢሩ። እዚ ወሰኽ፡...