ሽወደን፡ ተወሳኺ 180 ሽሕ ጸረ ወቕታዊ ኢንፍሉዌንዛ ክታበት ከምዝዓደገት ሬድዮ ኢኮት ሓቢሩ። ክልተ ኣምጻእቲ ትካላት፡ ካብቲ ዝተጸበናዮ...
Blog
ኣብ ወርሒ መስከረም፡ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና፡ ብዕጽፊ ምዕባዩን ኣብ ጽድያ ናብ ዝነበሮ ደረጃ ክብ ምባሉን ተመራመርቲ ኮለጅ...
ትማሊ ሰንበት፡ ብዙሕ ትጽቢት ተጌርሉ ዝነበረ ጸወታ እንተነይሩ ቶተንሃም ምስ ማንተስተር ዩናይትድ እዩ ኔሩ። ጆሴ ሞሪኖ ምስ...
መይ ብሬት ዝተባህለት ጓል 80 ዓመት ሰበይቲ፡ ብሓደ ሰራሕተኛ ናይ ባንክ እየ ኢሉ ዝደወለላ ሰብ፡ ንገንዘባዊ ምትላል...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣስታት 942 ሰባት፡ ካብ ስረሖም ምስንባቶምን፡ እቶም ኣቐዲሞም ካብ ስርሖም ተሰናቢቶም ዝጸንሑ ሰባት ድማ...
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልውላው፡ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ ኣብ ማልመ ዝርከቡ ተማሃሮ ኤሰፊ (SFI)፡ ናይ ርሕቀት...
ናይ ስደተኛታት፡ ሕሉፍ ናይ ስራሕ ተመክሮታትን ብቛንቋ ሽወደን ዝውሰድዎ ስልጠናታትን፡ ስራሕ ንምርካብ ኣብ ዝኽፈቱ ዕድላት፡ ዓቢ ጽልዋ...
ብመሰረት ጸብጻብ ኤጀንሲ ምክልኻል ዕጸ-ፋርስ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ሽወደን፡ ብሰንኪ ዕጸ-ፋርስ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሮም ብተዛማዲ ዝበዝሐ ምዃኑ...
ማሕበር ኣስራሕቲ ምምሕዳራትን ምምሕዳራት ከተማን (Kommunal)፡ ነቶም ኣብ ጽላታት ኣሃዱ ጥዕና፥ ትምህርቲን ክንክን ሽማግለታትን ዝሰርሑ ኣባላት ናይ...
ካሪም ራሺድ፡ ናይታ ”The Children’s Play” ዝተሰምየት ናይ ህጻናት ምርኢት (ፊልም)፡ ደራሲ እዩ። እዛ ድርሰት ትድህስሶ ነገር...