ካብ ዕለት 15/11/2020 ጀሚሩ ክሳብ 31/01/2021 ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ዜጋታት ሽወደን፡ ካብ ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት ወጻኢ፡ ንዘካይድዎም...
Blog
ኣብ ስቶክሆሎም፡ ሓደ ካብ ሓሙሽተ መርመራ ኮሮና ዝገብሩ ሰባት፡ ብቫይረስ ዝተለኽፈ ምዃኑ በዓል መዚ ጥዕና’ታ ምምሕዳር ኣረጋጊጹ።...
ኣብ ያቭለ እትርከብ፡ ካብ መባእታ ክሳብ ሻድሻይ ክፍሊ እትምህርት እስላማዊት ናይ ብሕቲ ቤት ትምህርቲ ኒያ ካስተት (Nya...
ናይ ቫይረስ ኮሮና መርመራ ኣካይዱ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ሎቪን፡ ነጻ ምዃኑ ድሕሪ ምርግጋጹን ምስ ሓካይሙ ድሕሪ ምዝታዩን፡ ንነብሱ...
ክልተ ካብ ዓበይቲ ኩባንያታት መድሃኒት ዓለምና ዝኾና ኣሜሪካዊ ኩባንያ ፋይዘርን (Pfizer) ጀርመናዊ ኩባንያ ቢዮንቴክን (BioNTech) ብሓባር ዘፍረየኦ...
ንሃይማኖታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ዝዋሃብ ካብ ምትካል እግሪ ስጋብ መካየዲ ተባሂሉ ብመንግስቲ ዝግበር ደገፍ ዳግመ ግምት ክገብረሉ ምዃኑ...
ኣብቲ ንመበል ሻድሽይ ማዓልቲ ኣቑጺሩ ዘሎ ዉግእ ሕድሕድ ኢትዮጵያዉያን ተኸቲሉ ፈጢርዎ ዘሎ ከቢድ ዞባዊ ስግኣት ንምፍታሕ፡ ሃገረ...
መንግስቲ ሽወደን ምስ መሻርኽቱ ዝኾና ፖለቲካውያን ዉድባት ሽወደን ብሓባር ብምዃን ብዝበጽሖ ስምምዕ መሰረት፣ ነቲ ካብ ምጅማር ለበዳ...
ኣብ ሽወደን ዘሎ ቁጽሪ ደለይቲ ስራሕ፡ ብዙሕ ለውጢ ከይገበረ፡ ኣብ ዘለዎ ደዉ ኢሉ ምህላዉ፡ ሎሚ ንግሆ፡ ዝተፈነወ...