ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ቡርኪና ፋሶ: ዕጡቓት ብዝገበርዎ መጥቃዕቲ: ብውሕዱ 160 ሰባት ምሟቶም: ሰብ መዚ መንግስቲ ገሊጾም ኣለዉ።...
Blog
ፍልስጤማውያን ካብ ምብራቕ ዮርሳሌም ከይፈናቐሉ ኣብ ምጒስጓስ ርኡይ ተራ ክትጻወት ዝጸንሐት፡ ኣክቲቪስት ሙና ኤልኩርድ፡ ብሰብ መዚ እስራኤል፡...
ኖርድያ ባንክ፡ ንመጠን ወለድ ትሕጃ ባንክ (inteckning) ናብ 6% ከምዘጉደሎ ሎሚ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ሓቢሩ ክብል ማዕከን...
ኣብ መስርመር ኡፕሳላን ሳላን ዝሰርሓ ቁጽሪ 848 ዝኾና ናይ ለይቲ ኣውቶቡሳት፡ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊአን ዝወረደ ውራ እምኒ፡...
ምድላው ማዕከን ሃርሞኒ ሚድያ: ብሞት ሓውና: ኪዳነ ዳኒኤል ወልደሚካኤል: ዝተሰማዓና ሓዘን እንዳገለጽና ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ንመዋቲ...
ሎሚ ሰንበት መዓልቲ፡ ዕለት 06/06/2021፡ ሃገራዊ በዓል መዓልቲ ሽወደን እዩ። ናይ ሎሚ ዓመት ኣገባብ ኣበዓዕላ፡ ንመምርሒታት...
ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ምጒዳል ምርኣዩን ቊጽሪ ኣብ ሆስፒታል ዝሕከሙ ግዳያት ድማ እናንቈልቈለ ምምጽኡን ተገሊጹ። እዚ ምጒዳል...
የመናውያን ጀለብቲ ካብ ከብዲ ዓሳ ነባሪ 1.5 ሚልዮን ዝዋግኡ ዕንዲዳ ኣምበግሪስ ምርካቦም ተገሊጹ። ጒጅለ ጀለብቲ የመን ኣብ...
ኣብ ሪክስዳግ ገለ ጒጅለ መንግስቲ ኣብ ለበዳ ኮሮና ዘለዎ ኣታሕዛ ከም ዝነቐፈ ተገሊጹ። እዚ ኮሚተ ቅዋም ዝተሰምየ...
ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ምጒዳል ምርኣዩን ቊጽሪ ኣብ ሆስፒታል ዝሕከሙ ግዳያት ድማ እናንቈልቈለ ምምጽኡን ተገሊጹ። እዚ ምጒዳል...