ፕረዚደንት ፈረንሳ፡ ኢማኑኤል ማክሮን፡ ብሰኑይ፡ ኣብ ደቡብ እታ ሃገር እትርከብ ታልያሚታጅ (Tain-l’Hermitage) ዝተባህለት ገጠር፡ ዑደት እናገበረ፡...
Blog
ትማል ሰሉስ፡ መጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ኣብ ማእከላይ ሶርያ ከም እተፈጸመን ኣብ ከተማ ደማስቆ ነትጒ ከም እተራየን ኣገልግሎት...
ተጣበቕቲ ሰላምን ደገፍቲ ፍልስጤምን፡ ፕረሲደንት ኣመሪካ ንእስራኤል ክሸጦ ሓሲብዎ ዘሎ 735 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣጽዋር፡ ደው ከብል...
ኢጣልያ፡ ኣብ 1861 ተዋሃሂዳ ሃገር ካብ ትኸውን ንደሓር፡ ኣብዚ ዓመት እቲ ዝተሓተ መጠን ወሊድ ከም ዝመዝገበት ይግለጽ...
ኣባላት ባይቶ መንግስቲ ናሚብያ፡ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን መንግስቲ’ታ ሃገር ምስ ጀርመን ዝገብሮ ውዕል ምድቕቓስ ምጽናት ዓሌት፡...
መንግስቲ ሱዳን፡ ድጎማ ነዳዲ ክለዓ ል ብምግባሩ፡ ዋጋ ነዳዲን ላምባን ብዕጽፊ ምውሳኹ ተገሊጹ። በዚ ድማ ዋጋ ነዳዲ፡...
Trudeau on the truck attack: “Terror attack” ኣብ ሎንዶን፡ ካናዳ ኦንታርዮ፡ ብሰኑይ ምሸት ኣብ ልዕሊ ሓንቲ እስላማዊት...
ቤተ ክርስትያን ሽወደን፡ ንህዝቢ ሳሚ፡ ብሰንኪ ዝወረዶም ታሪኻዊ ግህሰት፡ ወግዓዊ ይቕሬታ ክሓትት ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን...
ብመንገዲ ኦንላይን ኣቢሎም ዘይሕጋውያን መድሃኒታት ዝሽምቱ ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ ሽወደናውያን፡ ቁጽሮም እናዛየደ ይመጽእ ምህላዉ ተፈሊጡ። እዚ ዝተረኽበ...
ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ሶልቭስቦሪ (Sölvesborg)፡ ሸውዓተ ሰባት፡ ብህንዳዊ ጅር ኮሮና ቫይረስ ከምተለኽፉ ምምሕዳር’ቲ ከባቢ ሓቢሩ ክብል ማዕከን...