መንግስቲ ሽወደን፡ ካብ ዕለት 23 ታሕሳስ ጀሚሩ፡ ካብ ገዛ ምስራሕ ዝርከቦም ሓደስቲ ቀይድታት ኮቪድ ከተኣታቱ መደብ ሒዙ...
Blog
ኣብ ምብራቕ ቲሞር ሪቻርድ ዳሽባኽ ዝተባህለ ኣመሪካዊ ቀሺ ኣብ ትሕቲ ሓላፍነቱ ዝነበራ ዘኻትም ህጻናት ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻሙ...
ኣብ ሃገረ ሃይቲ ተጨውዮም ኣብ ማሕዩር ዝጸንሑ ዓሰርተ-ኽልተ ሚስዮናውያን ምምላጦም ኣብ ኣመሪካ ዝመደብራ ሓንቲ ቤተክርስትያን ኣፍሊጣ። እዞም...
ኣብ ደቡባዊ ፓኪስታን ኣብ እትርከብ ከተማ ካራቺ: ኣብ ሓደ ባንክ ብዘጋጠመ ምፍንጃር: ብውሕዱ 14 ሰባት ከም ዝሞቱ...
ሱዳናውያን: ንወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ብምቅዋም: ኣብ ጎደናታት ከተማ ካርቱም ሰልፊ ኣካዪዶም። ፖሊስ እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ እዞም...
ኣብ ቺለ ኣብ ዝተኻተደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ: ጸጋማዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ: ገብርኤል ቦሪስ ተዓዊቱ’ሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ: ሕሉፍ የማናዊ...
መትከላት ‘ንህዝቢ ፍቑድ ናይ ምዃን ተኽእሎ’ ማለት ብዝተኻእለ መጠን፡ ንጥፈታት ናይ መንግስታዊ ትካላት፣ ናይ ባይቶን ናይ ዞባ...
ብምኽንያት በዓል ልደት ዝካየዱ ጒዕዞታት: ንለበዳ ኦሚክሮን ክንህር ከም ዝገብር ሓደ ላዕለዋይ ክኢላ ተላባዕቲ ሕማማት ኣተሓሳሲቡ። እዚ...
ኣብ መላእ ዓለምና ብፍጥነት ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ኦሚክሮን ምኽንያት ብምግባር ሰባት ናይ በዓል መደባቶም ክስርዙ ከም ዝግባእ...