ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም ክልተ እብረ ክታበት ዝወሰዱ ልዕሊ 12 ዓመት ዝኾኑ ሰባት፡ 7,355,704 በጺሑ...
Blog
ጽባሕ ዓርቢ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሊብያ፡ ንሓደ ወርሒ ክናዋሕ ምዃኑ ኮሚሽን ምርጫ ሊብያ ገሊጹ። እቲ...
ምምሕዳር ጆ ባይደን፡ ንመጠንቀቕታ ለበዳ ጅር ኦሚክሮን ሸለል ከም ዘይበለ፡ ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ ገሊጹ። ንሱ፡ ንቲቪ ኔትዎርክ...
ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ሆንግ ኮንግ ዝነበረን ንዝኽሪ ህልቂት ኣደባባይ ታያናንመን ተባሂሉ ዝቖመን ሓወልቲ ትማል ረቡዕ ካብቲ ዝነበሮ...
ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ፡ ልዕሊ 160 ዘይሕጋውያን ስደትኛታት፡ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኤውሮጳ ንኽበጽሑ፡ ውሕስነት ብዘይብለን ጀላቡ...
ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነበር፡ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሳልሳይ ብልቃጥ ክታበት ኮቪድ-19 ከም ዝወሰደ ኣብ ከተማ ዳላስ ኣብ...
ሽማግለ ናይ ቅዋም (Committee on the Constitution – KU) በቲ ባይቶ ዝምረጽ ኮሚቴ ኾይኑ ናይቶም ሚኒስተራት ኣፈጻጽማ...
ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንታዊ ሓይሊ፡ ኣብቲ ኣብ ርእሰ-ከተማ ሰንዓ ዝርከብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ የመን፡ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ተፈን`ዩ፡፡...
ኣብ ኖርወይ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ጥራሕ፡ ቁጽሪ ናይቶም ብቫይረስ ኦሚክሮን ዝተለኽፉ ሰባት፡ ብኣርባዕተ ዕጽፊ ወሲኹ” ክትብል...
ዋላ’ዃ ብቁሩብ እንተቐነሰ፡ ዋጋ ጸዓት ኤሌክትሪክ ኣብ ሽወደን፡ ቕድሚ ሕጂ ተራእዩ ኣብ ዘይፍለጥ ደረጃ ‘ዩ ዘሎ። እዚ...