ፖሊስ ሽወደን ኣብ መምሃሪ ክፍሊ ቫስትራስ ኣትዮም ብስሕለት ተማህሮ ብምፍርራህ ኮምፕዩተራት ዝሰረቚ ኽልተ ዕጡቓት ጒሒላታት ኣብ ምህዳን...
Blog
ብሰንኪ ኣብ ኖርዌይ ዝዘነበ ውርጪ ክኢላታት ሜትሮሎጂ ኖርዌይ ኣብ ከባቢታት ኦስሎን ኣከርሹስን ብጫ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፎም ኣለዉ። ....
መንግስቲ ኖርዌይ ኣብ ልዕሊ እቶም ካብ ሃገሩ ዝሰጐም ሰባት ግዱድ ክትባት ኮሮና ከተኣትታቱ ከም ዝኽእል መንግስቲ ትማሊ...
ኣርባዕተ የማናውያን ተቓወምቲ ሰልፊታት ሽወደን እታ ሃገር ቀረብ ፍርያት ኤለትሪክ ንምውሳኽ ዓቕሚ ኑክሌራዊ ጸዓታ ክተስፍሕ ከም ዝግባኣ...
ሽወደን ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ሃገራት ኖርዲክ ኣባላት ኣውሮጳዊ ሕብረትን ኣባላት ቊጠባዊ መሻርኽቲ ኣውሮጳን ኣንቢራቶ ዝጸንሐት...
213 ሽሕ ክሮና ሽወደን ብጌጋ ናብ ተመሳሳሊ ስም ዘለዎ ሕሳብ ካልእ ሰብ ክኣቱ እኳ እንተተገብረ እቲ በዓል...
ኣብ ከተማ ቦረስ ኣብ ሓደ መንበሪ ገዛ ሓንቲ ሰበይቲ ሞይታ ከምዝተረኽበትን፣ ፖሊስ ንኣማዉታ እታ ግዳይ ኢደሰብ ኣሎዎ...
ኣብ ሽወደን ዘሎዉ የማናዉያን ሰልፍታት ክርስትያናዊ ደሞክራሲ፣ ሞደራት፣ ከምኡ እዉን ሽወደናዊ ደሞክራሲ፣ ፖሊስ ሽወደን ተወሳኺ ኣብ ልዕሊ...
ኣብ ክሊ ዕድመ 60ታት እትርከብ ሰበይቲ 70ታት ንዝዕድሜኡ ሰብኣይ ክትቀትል ድሕሪ ምፍታና ተኸሲሳ። በዚ ፈተነ ቅትለት ብተደጋጋሚ...
https://youtu.be/i9MxKOhe_u8