ኣብ እምባታት ሽወደን ኣብ ጸወታ ምንሽርታት በረድ ዝሳተፉ ዘበሉ ኣብዚ ወቕቲ ካብ ዘጋጥም መንደራጋሕ ዘድሊ ጥንቃቐ ክገብሩ...
Blog
ኣብ ማእከላይ ሽወደን ክሳብ 30 ሰንቲሚተር ዝኸውን ውርጪ ክወርድ እዩ ዝብል ትጽቢት ምህላዉ ተገሊጹ። ቤት ጽሕፈት ሜትሮሎጂ...
ትማሊ 21 ለካቲት ኣህጉራዊ መዓልቲ ቛንቋ ኣደ ንመበል 22 ግዜ ተጸምቢሉ ኣሎ።ኣብ ገሊኡ ድማ ይጽምበል ክህሉ ትጽቢት...
ኦስትራልያ ንኽልተ ዓመት መመላእታ ተዓጽያ ድሕሪ ምጽናሕ ዶባታ ንኣህጒራውያን በጻሕቲ ከፊታ’ላ። እዚ ውሳነ ነቶም ምስ ስድራኦም ተፈላልዮም...
ንግስቲ ኤልሳቢጥ ብኮቪድ-19 ከም እተለኽፈት ቤተመንግስቲ ባኪንሃም ገሊጹ። ፍዂስ ዝበሉ ምልክታት እቲ ሕማም ተርኢ ምህላዋ ዝገለጸ ጸብጻብ...
ወተሃደራዊ ልምምድ ሰራዊት ሩስያ ኣብ ቤላሩስ ብሰንበት ክውዳእ እኳ እንተነበሮ ብሰንኪ ቅልውላው ዩክሬይን እቲ ሰራዊት ኣብ ዘለዎ...
ቤት ፍርዲ ይግባይ ኣብ ውሽጢ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ቅትለት፡ ምዝውዋር ዕጸፋርስን ኣጽዋርን ተዋፊሩ ጸኒሑ ንዝበሎ መራሒ ወረበላታት...