https://www.instagram.com/tv/CaU2BwyDkhz/?utm_source=ig_web_copy_link
Blog
ኣብ 2015 ዝተፈረመ ስምምዕ ሚንክስ ደጊም ተቕባልነት ክህልዎ ከም ዘይክእል ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ትማል ቅድሚ ቀትሪ ኣፍሊጡ።...
ቈልዑ ልክዕ ከም ስፖርት ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ እውን ክመሃሩ ከም ዝግብኦም 16 ኣብ ጥዕናን ድሕነትን ቈልዕ ኣሰርሓ ውድባት...
ብስኑይ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ዝወረደ ብርቱዕ ውርጪ ኣብ ጽርግያታት ብምግጋሩን ሸታሕትሖ ብምፍጣሩን ጠንቂ ሓደጋ መካይን ምዃኑ ተገሊጹ። ብምኽንያት...
ሩስያ ንተፈንጨልቲ ዞባታት ዩክሬይን ዝኾና ዶነስክን ሉሃንስክን ከም ናጻ ሃገራት ምፍላጣ ቀዳማይቲ ሚንስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሰን ምስ ካልኦት...
ኢንዱስትሪ ፊልም ጀርመን ኣብ ከባብያዊ ብከላ ዝጸንሖ ኣሉታዊ ጽልዋ ብምጒዳል ኣብ ምዕቃብ ጥዕና ኣከባቢ ግደኡ ክጻወት ምዃኑ...
መንገዲ ኣየራት ሉፍታንዛን ስዊን ካብ ትማል ሰኑይ ኣትሒዘን ናብ ርእሰ ከተማ ዩክሬይን ኪዬቭ ዝገብራኦ በረራ ደው ምባለን...
ሩስያ ነተን ካብ ምብራቕ ዩክሬይን ዝተፈንጨላ ዞባታት ከም ናጻ ሃገራት ኣፍልጦ ከም ዝህበን ብቐጥታ ብተሌቪዥን ኣብ ዝፈነዎ...
ብሰንኪ ኣብ ዩክሬይን ዘሎ ጸጥታዊ ወጥሪ ሽወደን ንገለ ኣባላት ኤምባሲኣ ካብ ኪየቭ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጌራ። “ብሰንኪ...
ሓደ ማሕበር መማህራን ኣብ ዘሕተሞ መጽሔት ቆልዑ ሽወደን ቋንቋ እንግሊዝ የዘውትሩ ምህላዎም ገሊጻ። ካብ ቅድመ ትምህርቲ ኣትሒዙ...