Blog
ብምኽንያት ወራር ሩስያ ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዘንበሮ እገዳታት ኣብ ልዕሊ ሽወደን ዝህልዎ ጽልዋ ብተዛማዲ ውሱን...
ባይቶ ሽወደን ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ናውቲ ክለኣኽ ንዝብል እማመ ብዓብላሊ ድምጺ ኣድሚጹ። 280 ኣባላት ባይቶ ነቲ እማመ...
ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣውሮጳውያን ዜጋታት ምስ ሰራዊት ዩክሬይን ኮይኖም ኣንጻር ወራር ሩስያ ክዋግኡ ዘቕረቦ ጻውዒት ኣመልኪቱ...
ፖላንድ ብሰንኪ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ንዝፈናቐሉ ስደተኛታት ንምቕባል ድልውቲ ምህላዋ ቀዳማይ ሚኒስተር ማቲውዝ ሞራዌኪ ብሰንበት...
ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ካብ ዝኽሰት ካብ ሓሙስ ንደሓር 64 ሰቪላውያን ዩክሬይን ከም እተቐትሉ ምርግጋጹ UN...
ፈረንሳ ናብ ዩክሬይን ተወሳኺ ኣጽዋር ክትልእኽ ምዃና ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ገሊጹ። ብዘይካዚ...
ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብዚ ሎሚ ኣብ ውሽጢ ኪጋሊ ዝተኻይደ ዓቐበታት ዝነበሮ ናይ 75.3 ኪሎ ሜትር መድረኽ ዓስራይ ብምውጻእ’ዩ...
ካብ ምጅማር ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ኣትሒዙ ኣብ ሽወደን ከኒናታት ኣዮዲን ዝወስዱ ዜጋታት ቊጽሮም ብናህሪ ምውሳኹ...