Blog
ኣብያተ መዘክር ሽወደን ባህላዊ ቅርስታት ዩክሬይን ንምዕቃብ ይፍትኑ ምህላዎም ተገሊጹ። ንኣብነት ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ ሃገራዊ ቤተመዘክር ን...
ብቕትለት ክልተ መማህራን ማልም ተጠርጢሩ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተወ ወዲ 18 ዓመት ተማሃራይ ነቲ ቅትለት ከም ዝፈጸሞ...
ሎሚ ሓሙስ ፕረዚደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ን ባይቶ ሽወደን (ሪክስዳግ) መደረ ከስምዕ እዩ። እዚ ኣብ ሰዓት 11...
ጸሓፊ ኔቶ ሃንስ ስቶለንበርግ ወተሃደራዊ ልምምዳት “ኮልድ ሪስፖንስ” ንምዕዛብ ብዓርቢ ናብ ባርዱፎስ ከም እተጓዕዘ ተፈሊጡ። ስቶለንበርግ ምስቶም...
ኣባላት ኮሚተ ምክልኻል ባይቶ ንኣታሕዛ መንግስታዊ ጸጥታ IT ነቒፎም። ንሳቶም ነዚ ዝነቐፉ ሬድዮ ሽወደን ኣድራሻታት ኢመይል ኣካላት...
ወደባዊት ከተማ ዩክሬን ኬርሶን ሓይልታት ሩስያ ካብ ዝሕዙዋ ልዕሊ ክልተ ሰሙን ኮይኑዋ ኣሎ። ኣብ’ዛ ከተማ ዝርከቡ ኣስታት...
ሩስያ ህላዌኣ ከቢድ ስግኣት ድሕነት እንተተፈጢሩ ኣጽዋር ኲናት ኒኩሌር ክትጥቀም ከም እትኽእል ወሃቢ ቃል መንግስቲ ዲመትሪ ፑስኮቭ...
ክልተ መማህራን፡ ኣብ ማልሞ፡ ደቡባዊ ሽወደን ኣብ ዝርከብ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ብዝወረደን መጥቃዕቲ [ኻራ] ከም ዝተቐትላ...