Blog
ካብ ሓገዝ ልምዓት ሽወደን ልገሳ ዝግበረለን ዓለምለኸ ውድባት ረድኤት ብምኽንያት ኲናት ዩክሬይን ዝወሃበን ዝነበረ ምወላ ክቋረጽ ይኽእል...
ኣብ ዝሓለፈ 15 ዓመታት መጠን ናይቶም ኣብ ወጻኢ ዝተወልዱን ኣብ ሓደጋ ድኽነት ዘለዉን ጡረተኛታት ካብ 15% ናብ...
ዝሓለፈ ሰሙን ሓደ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ማልም ድሕሪ ዝተኻየደን ክልተ መማህራን ግዳይ ሞት ዝገበረን መጥቃዕቲ ተዓጽዩ...
ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ መንጎ ሃገራት ኣውሮጳ ዝህሉ ሓድነት ኣትሒቱ ከም ዝገመቶ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና...
ኖርወይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሓድሽ ኣገባብን መፈንጠራን ኣቢላ ተወሰኽቲ 400 DNA ዓሌታት ሓሸራ ምእካባ ኖርወይ ቱደይ ሓቢራ። ...
ብሰንበት ብጠቕላላ 5,208 ዩክሬናውያን ብ ሰብኣውያን ኮሪደራት ኣቢሎም ምውጽኦም ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ እተረኽበ ኣሃዛት...
ኮኾብ ተዋስኣይ ሆሊውድ ዊል ስሚዝ ነቲ ብስም ሰበይቱ ጃዴ ፒንኬት ዝቐይዐ ተዋስኣይ ክሪስ ሮክ ናብ መድረኽ ብምድያብ...