Blog
ካቢነ ሚኒስተራት ስሪላንካ ብምልኦም፡ ድሕሪ እቲ ኣብታ ሃገር ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ብፍታዎም ካብ መዝነቶም ወሪዶም።...
ቀዳማይ ሚኒስትር ሃንጋሪ ቪክቶር ኦርባን ኣብ ሃገራዊ መረጻ እታ ሃገር ንራብዓይ ግዜ ብዓብላሊ ድምጺ ተዓዊቱ። ኣፈናዊ ውጽኢት...
ፖሊሲ ጸጥታ ሽወደን ሴፖ ስለያ ሩስያ ናይ ምብርዓን ስራሕ ኣበርቲዑ ተተሓሒዝዎ ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። ሓላፊ ጸረ...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ነቶም ኣብ ኣብ ዕድመ 65ን ልዕሊኡን ዘለዉ ሰባት ራብዓይ ብልቃጥ ክትባት ክወስዱ ኣዚዙ’ሎ።. እዚ...
10ሰብ ዝጠንቁ ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና ክኽሰት ቀሪቡ ምህላዉ ኣብ ጒዳይ ክሊማ ዘተኰረ በይነ መንግስታዊ ፓነል ውድብ ሕቡራት...
ቆንስል ኮሚተ ምስያም፡ ነቲ ስም ጎደና ኤምባሲ ሩስያ ክቕየር ዝብል ሕቶ ኣይፋል ብምሃብ እቲ ጎደና ስሙ ሒዙ...