Blog
ኣብ ዩክሬይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ካብ ሩስያ ዝጸንሐ ናይ ጸዓት ተሞርካስነት ምግልጋል ዝብል ሓሳብ ኣዝዩ ህጹጽ...
ካብ ጎደና ቡቻ ዩክሬይን ዝተረኽበ ስእሊ ዝወደቑ ሬሳታት ሲቪላውያን ኣብ ዓለም ከቢድ ስምባደ ድሕሪ ምፍጣሩ ሽወደንን ካልኦት ሃገራትን...
ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ ጒባኤኡ ኣብ ዘካይደሉ ኣጋጣሚ ሽወደን ምስ ፊንላንድ ብሓባር ኣባልነት ኔቶ ክሓታ...
ኣብ ብሪጣንያ ‘XE’ ዝተሰምየ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮቪድ-19 ከም እተረኽበን እዚ ጅር ቫይረስ ካብቲ BA.2 ዝተባህለ ዓሌት...
ምስ ናይ ዓመተ 2021 እንክወዳደር ናይ ሎሚ ዓመት ሰደድ ሃብቲ ዓሳ ኖርወይ ዓብዪ ወሰኽ ምምዝጋቡ ጸብጻብ ርብዓዊ...
ኲናት ትግራይ ስዒቡ፡ ሓለፍትን ሓይልታት ጸጥታን ክልል ኣምሓራ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ንተጋሩ ዒላማ ዝገበሩ መጥቃዕታት ምጽናት ዓሌት...