Blog
ረቡዕ ረቡዕ ብዘይምቊራጽ ኣብ ስቶክሆልም ፊት ኤምባሲ ሩስያ ንኲናት ዝዂንን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ካብዞም ኣብ ዝሓለፈ ሳምንትታት ኣንጻር...
ኣብ 2014 ቅድሚ ዝተገብረ ሃገራዊ ምርጫ፡ ማሕበረቚጠባዊ ኲነታተን ኣብ ተኣፋፊ ዘሎ ቦታታት ዝበለጹ መማህራን ክምደቡለን ሰልፊ ማሐራዊ ዴሞክራሲ...
ስትራቴጂታት ሸቶታት ክሊማ ዘማዕብል ሓውሲ ወተሃደራዊ ኮሚተ ሚልዮማልስበረድኒንገን ኣብ ሸመታ ጸዓት ዘተኰረ ግዜያዊ ጸብጻብ ምፍናው ካርቦን ኣቕሪባ’ላ። ሸሞንቲአን...
ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ልክዕ ከም ትማሊ ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ድሮትኒንጋታን ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ ኔሩ። እቲ ግብረ-ሽበራዊ ሓንቲ ዓባይ...
61% ፊንላንዳውያን ሃገሮም ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ Nato ክትጽንበር ድሌት ከም ዘለዎም ካብ መጋቢት 28-30 ብ ካንታር...
ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝግበር ዘሎ እገዳታት ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣባል ሃገራቱ ንመራኽብ ሩስያ ወደባተን ክዓጽዋ እማመ...