ኣብ ዩክሬይን ዝግበር ዘሎ ኲናት ነቲ ትማል ሰሉስ ዝቐረበ ባጀት ጽድያ ጽልዋ ከም ዘሕደረሉ ይግለጽ ኣሎ። ንምቕባል ስደተኛታት፡...
Blog
Källa BBC TIGRINJA ዳማሪስ ማቱ ማቱዋ ዝተብሃለት ኬንዊት ዝመበቆላ ናይ ባሕረይን ዜግነት ዘለዋ ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ኣብ...
Källa BBC TIGRINJA ኤምባሲ ሩስያ ኣብ ኢትዮጲያ፡ ብ19 ሚያዝያ 2022 [11 ሚያዝያ 2014 ] ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡...
källa BBC TIFRINJA ኣብቲ እሙን ስእልታትን ቪድዮታትን እትርአ መርከብ፡ ምስ ቅርጺን ዲዛይንን ናይታ ኑክሌራዊ ኣጽዋር ክትውንጭፍ እትኽእል...
ተቓወምቲ ሰልፊታት ነቲ መንግስቲ ትማል ሰሉስ ዘውጽኦ ባጀት ጽድያ ብብዙሕ መልክዓቱ ይነቕፍኦ ምህላወን ይግለጽ ኣሎ። ሰልፊ ሞደራትና ከምኡ’ውን...
ዋና ሓላፊ ፖሊስ ኣንደርሽ ቶርንበርግ፡ ብቕድሚ ትማል ሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ቅድሚ ሕጂ ጎነጻዊ ናዕቢታት ተራእዮም እኳ እንተኾኑ፡...
ኣብ ብርክት ዝበላ ከተማታት ሸወደን ኣብ ቀዳመ ሰንበት፡ ዋዜማ ፋስጋ ድሕሪ እተባርዐ ጎነጻዊ ናዕቢ ገለ ተቓወምቲ ሰልፊታት ሽወደን...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኖርወይ ሀንሪክ ቱን ነቲ ኣብ ሽወደን ዘጋጠመ ጎነጽ ከምኡ’ውን ኣብ መንጎ ኣህዛብ ዓሌታዊን ሃይማኖታዊን ምትፍናን...
እቲ ስትራም ኩርሽ ዝተባህለ ደንማርካዊ የማኒዊ ኣኽራሪ ሰልፊ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሽወደን ምብጻሕ ከምዘካይድ ሓበሬታ ምስ ዘርግሐ፡...