ጸብጻብ ህሉው ኲነታት ሃገራዊ ድሕነት ሽወደን ካብቲ ኣቐዲሙ ተሓሲብሉ ዝነበረ ናይ ግዜ ገደብ ብዝቐልጠፈ ንኽውዳእ ከም እትደሊ ሚኒስተር...
Blog
ኣብ ኦስሎ ዝቕመጥ ሰብኣይ ኣብ ክሊ ዕድመ 14-16 ዝርከቡ 41 ቆልዑ ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻሙ ተኸሲሱ። እቲ ክሲ...
ናብ ዩክሬይን ናይ ህጹጽ እዋን ሓገዝ ክልእኩ ዝደልዩ ዜጋታት ኖርወይ ብሓገዝ ፖስትኖርድ ብዘይ ክፍሊት ክሰድዎ ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ።...
57% ሸወደናውያን ሃገሮም ኣባል ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ (NATO) ክትከውን ከም ዝጠልቡ ፖልስተር ደሞስኮፕ ዘዳለዎ ሓደ ጸብጻብ ኣመልኪቱ።...
ኣብ ዝመጽእ ሰንበት ዝጠንተወ ፖርክ ምዝንጋዕ ምዃኑ ዝንገረሉ ግሮና ሉንድ ወቕቲ ቀውዒን ሳመርን ወቕቲ ክፉት ክኸውን እዩ። እዚ...
ኣብ ናርክፒንግ ከምኡ’ውን ሊንኮፒን ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ድሕሪ ዝተኻየደ ናዕቢ ኣርባዕተ ሰብኡት ኣብ ትሕቲ-ቀይዲ ምእታዎም ተገሊጹ። እዞም...
ኣብ ሽወደን ናይ ቀውዒ ኮርስ ክወስዱ ንዝደልዩ ሎሚ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ብምዃና ናይ መመልከቲ ሕቶኦም ቀልጢፎ ከእትዉ ጻውዒት...