ኣብ ሽወደን ዝረአ ዘሎ ሕጽረት ኣባይቲ፡ ተኻረይቲ ኣብ ህይወቶም ዝህልዎም ዕድላትን ምርጫታትን ክጎናደብ ይገብር ምህላዉ፡ ማሕበር ተኻረይቲ ገሊጹ።...
Blog
ሽወደን ጾታዊ መንነት ግብረሰዶማውያን መንእሰያት (LGBTQI) ንምልዋጥ እትገብሮ ሕክምናዊ ፍወሳ ደው ከተብሎ ካብ ዝበዝሓ ፖለቲካውያን ሰልፊታት እታ ሃገር...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዘንበሮ እገዳታት ክትግበር ብዘይምኽእሉ፡ ውጽኢታዊ ዘይምዃኑ ን ሰራሕተኛታት መዐሸግ መራኽብ ሽወደን ዝውክላ ማሕበራት...
Källa BBC TIGRINJA ጉዳይ ክሲ፡ ካብ ስልጣን ዝተኣልየ ፕረዚደንት ሱዳን ዝነበረ ዑመር ሓሰን ኣልበሽርን ስበስልጣናቱን ካብ...
SIAN ከምቲ ውጥኑ ሎሚ ዓርቢ ቅዱስ ቊርኣን እንተቃጺለ’ውን ምእመናን ሸለል ኢሎም ክሓልፍዎ መርበብ ዝርርብ ሙስሊም ኣፍሊጡ። “መንእሰያትና ንኸምዚ ዝበለ...
ሓደሽቲ ስደተኛታት ኣብ ዝቐልጠፈ ስራሕ ንክረኽቡ መንግስቲ ዘውጽኦ ፕሮግራም ምስ ውጥን ምጥያስ ብትሕዝቶ ሓደ እዩ፡ ምንም ሓድሽ ነገር...
ኣብዚ ሰሙን፡ ዓቀብቲ ሕጊ ኣሃዱ ጸረ-ብልሽውና ሽወደን፡ ን ጒዳይ ኲባንያ ተሌኮም ኤሪክሰን ኣመልኪቶም ኣፈናዊ መርመራ ምኽፋቶም ተፈሊጡ። እዚ...
ጎነጻዊ የማናዊ ጥሩፍነት ከምኡ’ውን ጎነጻዊ እስላማዊነትን ቀንዲ ስግኣታት ግብረሽበራ ሽወደን ምዃኖም ሃገራዊ ማእከል ምግምጋም ስግኣታት ግብረሽበራ ኣብ ዘውጽኦ...