ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተሳተፈት ታራ ባቡልፋት ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንፈለማ እዋን ን ሽወደን...
Blog
ብቕድሚ ትማል ሰንበት ምሸት ኣብ ጥቓ ሊላ ኤደት ዝዘነበ ብርቱዕ ዝናብ፥ ካብ ዮተቦሪ ንሰሜን ርሒቑ ኣብ ዝርከብ...
ካብ ዓሚ ኣትሒዙ ኣብ ዩኒቨርሲቲታትን ካልኦት ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን፥ ካብቶም ብኣካል ኣብ ክፍልታት ዝምሃሩ ሽወደናውያን፥ ብ ርሕቀት...
“ስፖርት ካብ ፖለቲካ ወጻኢ ክጸንሕ ይግባእ። ጸጋማውያን ደለይቲ ፍትሒ ንኹሉ ፕሮፖጋንዳ ይጥቀሙን ንቕሓቶም ንቡር ይገብሩን” ክብል ኣብ...
ኣብ ሽወደን ሽቕለት ኣልቦነት እናወሰኸ እኳ እንተመጸ፡ ቁጽሪ ናይተን ካብ ኮሙናት ማሕበራዊ ሓገዝ ዝረኽባ ስድራቤታት ይንኪ ከምዘሎ...
ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ባሕሪ ባልቲክ፡ ካብ ደሴት ኦላንድ ኣብ ዝርከብ ስብርባር መርከብ፡ ካብ 1800ታት ዝነበረ ኣስታት 100...
ዝሓለፈ ዓርቢ ምሸት ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተጀመረ ናይ ሎሚ ዓመት “ሳመር” ኦሎምፒክስ ንምስታፍ ልዕሊ ሚእቲ ሽወደናውያን ኣትሌታት...
ደቂ ገለ ወጻእተኛታት ሰራሕተኛታት 18 ዓመት ምስ መልኡ ካብታ ሃገር ክወጹ ከምዘለዎም ይንገሮም ከምቲ ሬድዮ ሽወደን ኣብ...
ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ነቲ ምድንባር ዘጋጠሞ ጎስጓስ ዳግመ ምርጫ ንምቁራጽ ዝወሰዶ ታሪኻዊ ውሳነ ንምግላጽ ኣብ ዝጽዕረሉ...
እቲ ንነዊሕ እዋን ኣብቲ እናኸፍአ ዝመጸ ቁጠባ ፊንላንድ ዝነበረ እንኮ ዓወት ማለት ሽቕለት እናንቈልቈለ ይመጽእ ምህላዉ ይግለጽ...