ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ክፋል ትሮልሄታን ነቲ ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ– ምጽንባር ዝብል ሓሳባት ኣይፋል ዝብል ውሳነ ከም ዝሃበሉ...
Blog
ፖሊስ፡ ነቲ ራሙስ ፕሉዳን ኣብ 29 ሚያዝያ ከካይዶ ዝሓተቶ ፍቓድ ሰልፊ ምኽልካሎም ቅኑዕ ኣይነበረን፡ ክብል ቤት ፍርዲ ምምሕዳራት...
ብሰንኪ ኮቪድ-19፡ ንግዳዊት ርእሰ ከተማ ቻይና ምዃና ዝንገረላ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዕጽዋ ብምህላዋ፡ ኣብ ሽወደን ዝህሉ ቀረብ መድሃኒት...
ኣብ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት፡ ኣብ ዞባ ስቶክሆልም፡ ክንክን ሕማም ኦቲዝም ዝግበረሎም ቆልዑን መንእሰያትን ቊጽሮም ብዕጽፊ ምውሳኹ፡ ማእከል ለበዳን...
መጠን ወለድ ባንክ ኖርገስ፡ ክሳብ ሕጂ 0.75% ምህላዉ፡ እንተኾነ ግና ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ፡ እዚ መጠን ክውስኽ...
K’lla BBC TIGRINJA ኤርትራ፡ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ እትገብሮ ዘላ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘይምርግጋእ ዝፈጥር ወተሃደራዊ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ፡ መንገዲ ኣየር ኖርወይ 1.4 ሚልዮን ዓማዊል ምእንጋዱ፡ እዚ ድማ ምስ ቅድሜኣ ዝነበረ ወርሒ እንክነጻጸር፡...
ሽወደን ናብ ኔቶ ክትጽንበር እንተኾይና፡ ኣመሪካ ናይ ደገፍ መረጋገጺ ክትህባ ምዃና፡ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ...
ቦርድ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ፡ ኣብቲ ኣብ 15 ግንቦት ዝካየድ ኣኼባ፡ ን ኣባልነት ኔቶ ዝምልከት ሓድሽ ፖሊሲ ንኽተኣታቶ ክደፍእ...