“ምስላም ኖርወይ ደው ይበል” ብዝብል ስም ዝጽዋዕ ሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ (SIAN)፡ መርመራ ኽግበረሉ፡ ብርክት ዝበሉ ማሕበራዊ ስነፍልጠታውያን፡ ፖለቲከኛታት...
Blog
ምስ ወለንተኛታት ኣጸጋዕቲ ዝቕመጡ ገለ ስደተኛታት ዩክሬይን፡ ኣባይቲ ናይ ምርካብ ብድሆ ኣጋጢምዎም ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ እዋን ነዊሕ ናይ...
ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን፡ ክካየድ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ጥራይ ተሪፍዎ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ዝሓለፈ ሰንበት ምሸት ሸሞንቲአን ሰልፊታት ባይቶ ፖለቲካዊ...
ሩስያ፡ ኣብ ዩክሬይን ኣብ እትገብሮ ዘላ ኲናት፡ ኣጽዋራት ኑክሌር ክትጥቀም ብዛዕባ ምዃና ዝኾነ ምልክታት የለን፡ ክብል ኤጀንሲ...
ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ክፋል ትሮልሄታን ነቲ ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ– ምጽንባር ዝብል ሓሳባት ኣይፋል ዝብል ውሳነ ከም ዝሃበሉ...
ፖሊስ፡ ነቲ ራሙስ ፕሉዳን ኣብ 29 ሚያዝያ ከካይዶ ዝሓተቶ ፍቓድ ሰልፊ ምኽልካሎም ቅኑዕ ኣይነበረን፡ ክብል ቤት ፍርዲ ምምሕዳራት...
ብሰንኪ ኮቪድ-19፡ ንግዳዊት ርእሰ ከተማ ቻይና ምዃና ዝንገረላ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዕጽዋ ብምህላዋ፡ ኣብ ሽወደን ዝህሉ ቀረብ መድሃኒት...
ኣብ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት፡ ኣብ ዞባ ስቶክሆልም፡ ክንክን ሕማም ኦቲዝም ዝግበረሎም ቆልዑን መንእሰያትን ቊጽሮም ብዕጽፊ ምውሳኹ፡ ማእከል ለበዳን...
መጠን ወለድ ባንክ ኖርገስ፡ ክሳብ ሕጂ 0.75% ምህላዉ፡ እንተኾነ ግና ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ፡ እዚ መጠን ክውስኽ...