ኣብ መፋርቕ ሳመር፡ ብ ስትሮውበሪ ምብዓል ኣብ ሽወደን ልሙድ ምዃኑ ዝፍለጥ እዩ። በዚ ድማ፡ ኣፍረይቲ ስትሮውበሪ ፍርያቶም ኣብ...
Blog
ፊንላንድ፡ ዝመጽእ ረቡዕ ሕቶ ኣባልነት ኔቶ ከተእቱ ከም እትኽእል፡ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ፐካ ሃቪስት ገሊጹ። ንሱ...
ትማል ሰንበት፡ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ን ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ “እወ” ዝብል ድጋፉ ብምሃብ፡ ታሪኻዊ እዩ ዝተባህለሉ ውሳነ...
ኣብ ዝመጽእ መስከረም ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ፡ ንዞባዊ ቆንስላት ዝወዳደሩ ዘለዉ ቀንዲ ሕጹያት ሰልፊታት ፖለቲካ፡ ምድንፋዕ ቊጽሪ ሰብ...
ኔቶ ናብ ምብራቕ ኣውሮጳ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ ምኽንያት፡ ብሰንኪ ተጻብኦን ወራርን ሩስያ እዩ፡ ክትብል ኤርና ሱልበሪ ትማል ሓሙስ ገሊጻ።...
ሕሉፍ የማናዊ መርገጺ ዘለዎ ራሙስ ፓሉዳን፡ ትማል ሓሙስ፡ ኣብ ምዕራብ ሽወደን ኣብ ዝርከባ ከተማታት፡ መጽሓፍ ቊርኣን ምቅጻሉ ቊጥዐ...
መንግስቲ፡ ነቶም ኣብ ሽወደን ክነብሩ እተፈቕዶም ሰባት ኣመልኪቱ፡ ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን ካብ ኤጀንሲ ቀረጽ ሽወደን ቊጽሪታት ኮኦርዲኔሽን ክጠልብ...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ፡ ነቲ ትማል ሓሙስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ከምኡ’ውን ፕረሲደንት ፊንላንድ፡ ሃገሮም ናብ ኔቶ ብዝቐልጠፈ...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ከምኡ’ውን ፕረሲደንት ፊንላንድ፡ ብዝቐልጠፈ ናብ ኔቶ ምጽንባር ከም ዝድግፉ፡ ትማል ሓሙስ ኣብ ዘውጽእዎ ናይ ሓባር መግለጺ...