ኣብ 2020 ጥራይ 295 ኖርዌጃውያን ብሕማም መንሽሮ ቆርበት (ሜላኖማ) ምሟቶም ተገሊጹ። ቀዳመይቲ ዝበዝሑ ሕሙማት ዘለዉዋ ድማ ኒውዚላንድ እያ። “መንሽሮ...
Blog
ቊጽሪ ናይቶም ክንክን ጥዕና ኣእምሮ ዘድልዮም ቆልዑን መንእሰያትን ይውስኽ ምህላዉ፡ ማሕበር ሰብመዚ ውሽጢን ዞባታትን ሽወደን፡ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ...
ዩክሬናያን ስደተኛታት፡ ብመሰረት ናይ ህጹጽ እዋን ውጥን ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ስራሕ ኣባይቲን ሕክምናዊ ኣገልግሎትን ክረኽቡ መሰል ከም ዘለዎም ዝፍለጥ...
ቱርኪ፡ ን ሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ክሳብ ትቕበል፡ ኣዋርሕ ክወስድ ከም ዝኽእል፡ ፕሮፌሰር ኣህጒራዊ ዝምድናታትን ክኢላ መጽናዕቲታት...
ኣብ ዝሓለፉ ናይ ግርጭታት ታሪኽ፡ ሽወደን ዘይሻራዊ መርገጺ ትወስድ እኳ እንተነበረት፡ ምስ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን...
ብውልቃ እትወዳደር ፖለቲከኛን ኣባል ባይቶን ኣሚና ካካባቬ፡ ን ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝጸንሓ ደገፍ ክትስሕብ ምውሳና ኣፍሊጣ። ብምኽንያት ኣብ...
ዕዳጋ ኣባይቲ ሽወደን፡ ኣብ እዋን ለበዳ ዑል ናህሪ ኣርእዩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናይ ምርግጋእ ምልክታት...
ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፡ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን፡ ከምኡ’ውን ፕረሲደንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስትሮ፡ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ...