ቅድሚ ፍርዲ እሱራት ዝጸንሑሎም መደበራት መአረምታ ደቡብ ሽወደን፡ ጻዕቂ ሰባት ስለዘለዎም እሱራት ምስ ስድራቤቶም ክራኸቡ ይሽግሩ ምህላዎም ሬድዮ...
Blog
ኣብዚ ዓመት፡ ዋጋታት መግቢ ሽወደን ብ 12% ክውስኽ ይኽእል እዩ ክብል፡ ን ዱካናት መግቢን ዋጋታትን ዝከታተል ኲባንያ...
ፓይሎታት መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ (SAS)፡ ካብ ሰነ 29 ኣትሒዞም ኣድማ ከካይዱ ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ። በዚ ኣድማ 250 መገሻታት፡...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንደ፡ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ ነቲ ቱርኪ ሽወደን ኣባል ነቶ ከይትኸውን...
ልዑል ጠለብ፡ ን ውሽጣዊ ምህርቲ ዓመተ 2022 ብ 4% ክውስኾ እዩ፡ እንተኾነ ግና ቊጠባዊ ኲነታት ኖርወይ ኣጠራጣሪ...
ኣብ ኦሽታ ቤት ተኻርዩ ዝቕመጥ ዝነበረ ኣብ ክሊ 30ታት ዝርከብ መንእሰይ፡ ን ኣካራዪቱ ብምዕማጹ ክእሰር ተፈሪዱ። እዚ መንእሰይ...
ኣብ ብርክት ዝበሉ ከባቢታት ሸወደን፡ ሕጽረት GPs ከም ዘሎን እዚ ሽግር ኣብ ዝቕጽላ ዓመታት ክጋደድ ከም ዝኽእልን፡...
ዋጋታት ኣባይቲ፡ ብፍላይ ኣብተን ክልተ ዝዓበያ ከተማታት ሸወደን፡ ስቶክሆልምን ዮተበሪን የንቈልቊል ምህላዉ፡ ካብ ኲባንያ ስቨንስክ ማክላርስታቲስቲክ ዝተረኽበ ሓበሬታ...
ብቕድሚ ትማል ረቡዕ፡ ኣብ ዩስነ ሶደሃም ካብ ዝርከብ መንበሪኡ እተሰወረ ወዲ ሰለስተ ዓመት ህጻን፡ ሞይቱ ከም እተረኽበ ፖሊስ...