መንግስቲ ን ቅድመ-ኲነታዊ ምፍታሕ እሱራት ኣመልኪቱ፡ ዝጸንከረ መምርሒታት ከተግብር ከም ዝደሊን፡ ነዚ ጒዳይ ዝርኢ ናይ መርመራ ኮሚሽን...
Blog
ሽወደን ናብ ዩክሬይን ተወሳኺ ኣጽዋር ክትልእኽ ምዃና፡ መንግስቲ ትማል ሓሙስ ኣፍሊጡ። እዚ 500 ሚልዮን ክሮና ዝግመት ፓኬጅ...
ብምኽንያት ልዑል መጠን ዝቕባበ፡ ማእከላይ ባንክ ሽወደን ንወለድ ባንክ ካብ 0.25% ናብ 0.75% ክብ ከብሎ ምዃኑ ገሊጹ።...
ሲሶ ካብ መንእሰያት ኖርወይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢቦም ኣይፈልጡን እዮም ክብል ሓደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። ሃይማኖት ከም ዘይብሎም ዝገልጹ...
https://www.instagram.com/tv/CfbxA4kDVcK/?utm_source=ig_web_copy_link
ፓይለታት መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ሎሚ ክገብርዎ ሓሲቦም ዘለዉ ኣድማ ንምውጋድ ዝተሓስበ ዘተ፡ ክናዋሕ ከም እተገብረ ተገሊጹ። ዝምልከቶም...
ኣብ ሽወደን ዘሎ ኣገባብ ክንክን ሽማግለታት ንምምሕያሽ ኣመልኪቱ፡ ሓድሽ ለበዋታት ናብ ሚኒስተር ጥዕናን ሰብኣዊ ድሕነትን ሌና ሃለንግረን...
ሽወደን ፊንላንድን ቱርኪን ኣብቲ ኣብ ማድሪድ ስፔይን ዝተኻየደ ዋዕላ ኔቶ ስምምዕ ብምኽታመን፡ እዘን ክልተ ሃገራት ኖርዲክ ናብ...
ቱርክ፡ ፊንላንድን ሽወደንን ብቕድሚ ትማል ሰሉስ፡ ናይ ምርድዳእ ሰነድ ምኽታመን ተፈሊጡ። ብመሰረት እዚ ምርድዳእ፡ ቱርክ ሃገራት ኖርዲክ...