እስራኤል ብ ዲፕሎማስያዊ ድፍኢት ኣሜሪካ፣ ግብጽን ቀጠርን፣ ብዛዕባ ስምምዕ ምቁራጽ ተኹሲን ምፍታሕ ጅሆን ናብ ሓድሽ ዙር ተላዘብቲ...
Blog
እስራኤል ዲፕሎማስያዊ ልኡኽ ኖርወይ ሰሪዛ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኖርወይ ንተግባራት እስርኤል “ጽንፊ ዝሓዘ” ብምባል ድሕሪ ምዂናን ንህዝቢ...
ስርዓተ ማይን ፈሳሲ ጎሓፍን ሽወደን ንምምሕያሽ ብውሕዱ 570 ቢልዮን ክሮነር ወጻኢታት ከምዘድሊ ማሕበር ኢንዱስትሪ ስቨንስክት ቫተን ሓቢሩ።...
ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ሶደርቶርን፡ ብፍላይ ኣብ ከተማታት ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ሓምለዋይ ቦታታት፡ ብሰንኪ ቊርዲድ ዝመሓላለፉ ሕማማት ዘስዕቦ ሓደጋታት...
ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ምስ ስድራቤቶም ናብ ሽወደን ዝግዕዙ ህጻናት 18 ዓመት ምስ መልኡ ከም ”ጽግዕተኛ” ወለዶም...
ትማሊ ሓሙስ ዶናልድ ትራምፕ ንጋዜጣዊ መግለጺ ንምሃብ ኣብ ማር-ኣ-ላጎ ኣብ ዝርከብ ርስቱ ዝተኣከቡ ክፍሊ ጋዜጠኛታት ኣትዩ። ብፍላይ...
ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝካየድ ኣገዳሲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣብ ዝቐረበሉ ዘሎ እዋን፡ ኤፍቪኤፒ እውን ኣሜሪካውያን ኣብ ወጻኢ ሃገራት...
ፖሊስ ሽወደን ኣብ ኣብ ሰራሕተና ፋብሪካ ባትሪ ኖርዝቮልት ዘጋጠመ ራብዓይን ክሳብ ሕጂ ሚስጥሩ ዘይተፈትሐን ሞት ይምርምር ኣሎ።...
ሽወደን ድሕሪ 1997 ኣብዚ ዓመት ዝወሓደ ቁጽሪ ሓተቲ ዑቕባ ክመጹዋ ትጽቢት ከምዘለዋ ካብ ኤጀንሲ ሚግሬሽን ዝተገብረ ትንበያ...
ቅድሚ ሰሙን ዝተገብረ ጸረ ስደተኛታት ዝዕላምኡ ናዕብን ዕግርግርን፥ ኣብ መላእ ዓዲ እንግሊዝ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ን ዓሌትነት ዝቃወሙ...