ኮሚተ ምስያም ማእከላይ ሰልፊ ሎሚ ን ሙሓረም ደሚሮክ ሓድሽ መራሒኡ ክኸውን ሕጽዩዎ። ኣኒ ሉፍ ን 11 ዓመታት...
Blog
ውድባት ኣከባቢ ነቲ ኣብ ተወሰኽቲ ቦታታት ዝያዳ ኑክሌራዊ ሪኣክተራት ክህነጻ ዘፍድ ሕጊ ክወጽእ ዝብል ብመንግስቲ ሽወደን ዝቐረበ...
ኣብ ሽወደን፡ ተወሰኽቲ ኑክሌራዊ ሪኣክተራት ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ክህነጹ ዘፍቅድ ለውጢ ሕጊ ክግበር፡ መንግስቲ እማመ ኣቕሪቡ። ብመሰረት...
እቲ ደቡባዊ ሽወደን ብ ያታ ዝጸንሐ ኣገባብ ኣደማምጻ ፊደል “ረ”፡ ናብቲ ኣብ ዞባ ማእከል ዝዝውተር ኣደማምጻ ይቕየር...
ዝሓለፈ ዓመት ድሕሪ ዝጀመረ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን፡ ኣብ ሽወደን ኣብ ዝውውር ዝርከብ መጠን ገንዘብ ክብ...
ዘወርቲ ታክሲ “ቦልት” ን “ኡበር” ን፡ ዘይርትዓዊ ንዝበልዎ ክፍሊትን “ቅድመ ኲነት” ን ኲባንያታት ብምቅዋም ትማል ኣብ ስቶክሆልም...
ኤጀንሲ ሕጋዊ፡ ፋይናንሳዊን ምምሕዳራዊን ጒዳያት- “ካማርኮሎጌት”–፡ ን ክሲ ሰነዳዊ ምድላዉ ተሌቪዥን ኣመልኪቱ ጀሚርዎ ዝነበረ መርመራ ደው ከብሎ...
ሽወደን ኣባል ኔቶ ንኽትከውን ካብ ቱርኪ ቀጠላ መብራህቲ ትጽበ ምህላዋ፡ እንተኾነ ግና ሽወደን ኲሉ ቱርክ ዘቕረበትላ ጠለባት...
ሃገረ ሽወደን ኣብ ኩሉ ዘገልግል ዲጂታላዊ ስርዓት ክትሃንጽ ከም ዝደልዩ መንግስቲን ሰልፊ ዴሞክራሲን ሽወደንን ገሊጾም። እዚ ኣገባብ...