ሕሉፍ የማናዊ ፖለቲከኛ ራሙስ ፓሉዳን፡ መጽሓፍ ቊርኣን ከቃጽል ንዝብል ውጥኑ ከም ዝደፍኣሉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። እዚ ሽወደናዊ...
Blog
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት፡ ኣብ ስቶክሆልም ተወሰኽቲ ምልውዋጥ ተዂሲን ምፍንጃራትን ከም እተኸስቱ ተገሊጹ። በዚ ክስተት፡ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል...
ንዝቕጽል ኣዋርሕ ዝቐርባ ፊልምታት መነመን ምዃነን፡ ትካል ፊልም ሽወደን ኣብ ምጅማር እዚ ሰሙን ኣፍሊጡ። “ህዩማናይዜሽን” ካብዞም ኣብዚ...
ንቅልውላው ዘድሊ ምድላው ንምግባር ዝወሃብ ኮርስ ክከታተሉ ዝደልዩ ሰባት ቊጽሮም እናወሰኸ ምምጽኡ ተገሊጹ። ብርክት ዝበላ ማሕበራት፡ ኣብ...
ምምሕዳር መጓዓዝያ ሽወደን፡ ኣብ ኦረሱንድ ብሪጅ ምቊጽጻር ዶብ ንምህናጽ መጽናዕቲ የካይድ ኣሎ። እዚ ምቊጽጻር ዶብ ፡ብቐንዱ ካብ...
ዓሚ ብቚጽሪ ዝበዝሐ ምስራዝ ፍቓድ ኣገልግሎት ሓፈሻዊ ሕክምናን ኣስናንን ከም እተኻየደ፡ ን ኣሃዛት “ቦርድ ሕክምናዊ ሓላፍነት” ብምጥቃስ፡...
ዝሓለፈ ሓሙስ ምሸት፡ ኣብ ስቶክሆልም ተወሳኺ ጎነጽ ከም እተራእየ ተፈሊጡ። ፖሊስ ኣብቲ መዓልቲ ዝተኸስተ ምፍንጃርን ተዂሲን ደ...
ቋንቋ ስጳኛ፡ ብዙሓት ተመሃሮ ሽወደን ክመሃርዎ ዝድልዩ ናይ ወጻኢ ልሳን ይኸውን ኣሎ። ብፍላይ ድማ ኣብ ሻድሻይ ዓመት...