ብቕድሚ ትማል ሰሉስ ቅድሚ ፍርቂ ለይቲ፡ ኣብ ግሪኽ ብዘይጋጠመ ሓደጋ ባቡር ብውሕዱ 43 ሰባት ምሟቶም ተፈሊጡ። እዚ...
Blog
ብቕድሚ ትማል ሰሉስ ኣብ ከባቢ ስቶክሆልም ብዝተጋጠመ ምልውዋጥ ተዂሲ ብጠቕላላ ዓሰርተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ውዒሎም። እቲ...
ኣብ እዋን ለበዳ ኣብ ስፖርታዊ ንጥፈት ዝሳተፉ ሰባት ብቚጽሪ ምጒዳሎም ተፈሊጡ። ብፍላይ ድማ ብኣካለ ስንኲላን ዝዝውተሩ ዓይነታት...
“ቆንስል ሓጋጊ ኣካል” እገዳ ተሳትፎ ግብረሸበራ ኣመልኪቱ ብመንግስቲ ንዝወጸ እማመ ነቒፍዎ። በዚ ኣካይዳ ሕጊ ካብ መጠን ንላዕሊ...
ትማል ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መደበር ፖሊስ ኖርሾፒን ሓደ በዓል-መዚ ፖሊስ መጥቃዕቲ ከም ዝወረዶ ተፈሊጡ። ነዚ መጥቃዕቲ ፈጺሙ...
ኣብ 2022 መሸጣ መጻሕፍቲ ብ 2.4% ምጒዳል ኣርእዩ። እዚ ኣብ ዝሓለፋ 8 ዓመታት እተራእየ ፋላማይ ምጒዳል ዋጋ...
ክኢላታት ሽወደንን ኣውሮጳን ብ “3D ፕሪንተራት” ዝፈርዩ ዘለዉ ብረታት ኣመልኪቶም መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፎም። እዞም ብ 3D ፕሪንተራት ዝፈርዩ...