ደቀን በይነን ዘዕብያ ደቀንስትዮ፥ ብኣዝዩ ዝወሓደ ኣታዊ ይናበራ ምህላወን “ወኪል ማሕበራዊ መድሕን ሽወደን “ፎርሻ’ክሪንካሳ” ን 2022 ኣመልኪቱ...
Blog
ዳርጋ ኣብ መላእ ሸወደን ብዝበሃል ደረጃ፥ ስግኣት ባርዕ ጫካ ልዑል፡ ኣዝዩ ልዑልን ክኽሰት ኣብ ጫፍ ዘሎን ተባሂሉ...
ንምምራቕ ተመሃሮ ዚምልከት ሽወደናዊ ቃል : UTSPRING ከምቲ እቲ ቃል ዘመልክቶ፡ ኣብ ሽወደን እቲ ንኻልኣይ-ደረጃ ትምህርቲ ዚምልከት...
ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ደቡባዊ ገማግም ግሪኽ ኣብ ዝጠሓለት ዝጸዓነት ጃልባ፥ 100 ዝኾኑ ቆልዑ ተሳፊሮም ምንባሮም ተፈሊጡ። እዚ...
ሓምላይ ሰልፊ ኣብዚ ኣየት ኣብ ዝገብሮ ዓመታዊ ዋዕላኡ ዳግማይ ኣፈኛኡ ኮይኑ ክምረጽ ድሌት ከም ዘይብሉ ፐር...
ማሕበር ስራሕተኛታት መጓዓዝያ ሽወደን፥ ካብ ሰነ 28 ንደሓር ብዝተፈላለየ ደረጃታት ኣድማ ከካይድ ምዃኑ ኣጠንቂቑ። ብቐዳማይ ደረጃ፥ ሓደስቲ...
ላዕለዎት ስብመዚ ሽወደን ቱርክን ኔቶን፥ ብዛዕባ ሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ንምዝርራብ፥ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ከተማ ኣንካራ...
ኣብ ክንክን ጥዕና ሽወደን ዘሎ መስርዕ ሪጋ ንምሕጻር፥ ኣብ ዝሓለፋ ዓመታት ዝተፈላለየ ጻዕርታት እኳ እንተተገብረ፡ ብኣንጻሩ እቲ...
ሓደ ካብ ዕሉላት ቀተልቲ ሽወደን ፍርዲ ማእሰርቲ ናብ 41 ዓመታት ከም እተለወጠ ተፈሊጡ። ብመስረት ትማሊ ብ ወረዳ...