ኣብዚ ዓመት ዛጊት ልዕሊ 100 ምፍንጃር ቦምባ ከም ዘጋጠመ ናይ ቀረባ እዋን ስታቲስቲክስ ፖሊስ ሓቢሩ። እዚ ድማ፡...
Blog
ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ሕክምና ከምጽኦ እዩ ተባሂሉ ዝሕሰብ ብርቂ ኣገልግሎትን ስሉጥነትን፥ ይደናጎ ምህላዉ ተገሊጹ።ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ ወይ “AI”...
ትማሊ ሓሙስ ኣጋ ምሳሕ፥ ኣብ ያርቫ ሰሜን ስቶክሆልም፥ ንኣርባዕተ መዓልታት ክጸንሕ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ፈስቲቫልኤርትራውያን፡ ዕግርግር ከም...
ንብስራት ኣብ ሰሜን አውሮፓ ዝመደበሩ ትራንስፈር ጋላክሲ ናይ ነዊሕ ዓመታት ልምዲ ኣብ ዲጂታላዊ መፍትሒ ናይ ሓዋላ ወይካኣ...
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሽወደናውያን ወለዲ፡ ደቆም እናተመሰሉ መታለልቲ ሰባት ገንዘቦም ይምንዕዎም ምህላዎም ተፈሊጡ። እዞምግዳያት ዓሎቕ፥ ካብ ውሉዶም ሕሳብ...
ኣብ ከተማ ኢዝሚር ቱርክ ኣብ ዝርከብ ቆንስል ሽወደን ተቖጺራ እትሰርሕ ዝነበረት ጓል ኣንስተይቲ፥ ብቕድሚ ትማሊ ሰሉስ ኣብሰዓት...
መንግስቲ ንፍቓድ ስራሕ ዝሃቦ “ሓድሽ ደረት ዝተሓተ ደሞዝ” ኣብ ግብሪ ምስ ወዓለ፥ ብርክት ዝበላ ኢንዱስትሪታት ሰራሕተኛታትምርካብ ብድሆ...
ሽወደን፥ ምስታ ሃገር ዝኾነ ምትእስሳር ዘይብሎም፡ ከምኡ’ውን ገበን ንምፍጻም መዲቦም ዝጓዓዙ ሰባት ንኸይኣትዉ፥ ኣብዶባታ ዕቱብ ቊጽጽር ክትገብር...
ኣብ ሊንሾፒንግ–ከባቢ ስካጌ ቶርፕ–ኣብ ዝርከብ ቤት መግቢ፥ ሎሚ ለይቲ ብዘጋጠመ ምፍንጃር፡ ናሕሲ ናይቲ ህንጻ ምፍራሱተፈሊጡ። ካልእ ኣብ...