ዝሓለፈ ብሰንበት ንግሆ፥ ኣብ ሓደ መንበሪ ኣባይቲ ኖርሾፒንግ ዝተኸስተ ፍንጀራን ባርዕን ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ዘይኮነ፥ ብድንገት ዝተኸስተ...
Blog
ኣብ ዝሓለፈ ነሓሰ ኣብ ጃርቬ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ኤርትራ፥ ኣብ መንጎ ደገፍቲ መንግስቲን ነቲ መንግስቲ...
መብዛሕትኦም ናይ ወጻኢ ድሕረ ባይታ ዘለዎም መንእሰያት፥ ኣብ ቤት ትምህርቲ ጽቡቕ ውጽኢት ዘርእዩ ኮይኖም መብዛሕትኡ ግዜ ንጡፍ...
ኣብ ትካላት ኣውሮጳዊ ሕብረት ክሰርሑ ዝደልዩ ሽወደውያን እናወሓዱ ምምጽኦም፥ ሽወደን ኣብ ትካላት ሕብረት ኤውሮጳ ዘለዋ ውክልና ኸኣ...
ሽወደን ንመጥቃዕቲ ሳይበር ተቓላዒት ስለዝኾነት፡ ኣብ መንግስታዊ ጽላት ዘሎ ሃጓፍ ክኢላዊ ዓቕሚ ንምምላእ፡ ኣብ መንጎ መንግስታውን ውልቃውን...
ፖሊስ ማልሞ፡ ኣብታ ከተማ ኣብ ከባቢ ሮዘንጋርድ ኣብ ሰዓታት ለይቲ ድሕሪ ዘጋጠመ ጎነጽ ዝመልኦ ናዕቢ፡ ብሰብ ኣልቦ...
ፋውንዴሽን ኖቤል ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ዝካየድ ስነ-ስርዓት ሽልማት ኖቤል ካብ ሩስያ፣ ቤላሩስን ኢራንን ዝመጹ ኣምባሳደራት ክዕድም ንዝገበሮ...
ብዲሞክራስያውያን ሽወደን ዝድገፍ መንግስቲ፡ ኣብ ሽወደን ናይ ምንባር መሰል ዘይብሎም ሰባት ክወጹ ዝኽእለሉ መንገድታት ኣመልኪቱ ተወሳኺ መርመራ...
ኣብ ታሕተዋይ ሩባ ዳል ኣብዚ ሓጋይ ኣዝዩ ብዙሕ ዕስለ ጣንጡ ተራእዮም። ኣብዚ ሓጋይ ብሰንኪ ዝወረደ ብርቱዕ ዝናብ፡...
መንግስቲ ሽወደን፡ ዜግነት፡ ዕድመ ጾታን ካልእን ዝርዝራት ኣባላት “ጕጅለታት-ገበን” ክምርምር ከም ዝደሊ ገሊጹ። ኣብ ገበናዊ መርበባት ናይ...