ድሕሪ ሳምንታት ንሳልሳይ ግዜ ኣገልግሎት ባቡር ሽወደን ኣብ ማእከላይ መደበር ስቶክሆልም ምቊራጽ ኣጋጢምዎ። እዚ ምቊራጽ ዘጋጠመ ትማሊ ረቡዕ ንግሆ ድሕሪ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይኑ ኩለን ካብን ናብን ርእሰ ከተማ ሽወደን ዝጓዓዛ ናይ ነዊሕ ርሕቀትን ዞባዊ ባቡራትን ደው ክብላ ጌሩ’ሎ። እቲ ሓይሊ ኤለትሪክ ሕጂ ኣብ መብዛሕትኡ መስመራት ተመሊሱ ኣሎ፡፡ እንተኾነ ግን ሕጂ’ውን ገለ ምድንጓያትን ምስራዝን ክህሉ ትጽቢት ኣሎ
Related Stories
September 18, 2024
September 18, 2024