ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ ሽወደንን ፊንላንድን ናብቲ ውድብ ካብ ዝጽንበራ ንደሓር፡ ኔቶ ዝሓየለ ውድብ ኮይኑ ምህላዉ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፡ ዓመታዊ ዋዕላኡ ኣብ ዝጅመረሉ ዘሎ እዋን ኮይኑ፥ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ንመራሕቲ ኪዳን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ እዩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪስተርሰን ኣብ ዋሽንግተን ምስ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ሃገራት ኤውሮጳ እንተወሓደ 2% ካብ ውሽጣዊ ፍርያት ሃገር ኣብ ምክልኻል ከውዕላ ኣገዳሲ ምዃኑ ኣስሚርሉ’ሎ።
Related Stories
October 16, 2024
October 16, 2024