ዜና ብኣማኢት ዝቑጸሩ ወተሃደራት፡ ኣብ ጎደናታት ስቶክሆሎም ታዕሊም ጀሚሮም Khaled Abdu September 15, 2020 ልዕሊ 200 ወተሃደራት ምስ ምሉእ ዕጥቆም፡ ኣብ ጎደናታት ስቶክሆልም፡ ታዕሊም ከካይዱ ጀሚሮም ምህላዎም ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። ኣብቲ ተኹሲ ዘይብሉ ወተሃደራዊ ታዕሊም፡ ምሉእ ዕጥቂ ዝዓጠቑ ወተሃደራት ዝሳተፍሉ ኮይኑ፡ ብገመድ ተጠቂሞም መንደቕ ምሕኳርን ኣብ መንገድታት ማይ ምሕንባስን ዝኣመሰሉ ስልትታት ክዕለሙ ምዃኖም ተፈሊጡ ኣሎ። Continue Reading Previous: ክለባት ቸልስ ዎልቭስን ውድድራተን ብ ዓወት ይፍልምኦNext: ኣባል SD ዝኾነ ፖለቲከኛ፡ ዘይሕጋዊ ኣጽዋር ሒዙ ብምጽንሑ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024