ኣብቲ ኣብ ታይዋን ዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር፡ ብውሑዱ 18 ሰባት ኪሞቱ ኸለዉ፡ 160 ድማ ተጎዲኦም። 366 ሰባት ኣብታ...
Khaled Abdu
እቲ ስዑዲ ዓረብ ንካሾጊ ዚምልከት ቅትለት ዝሃበቶ መግለጺ ኣብ ዓለም ተቐባልነት እናሰኣነ ይኸይድ ኣሎ። ክሳዕ መልሲ ዚርከብ...
ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ትራምፕ ነቲ ን30 ዓመታት ዘገልገለ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ሩስያን እተገብረ ናይ ኑክሌራዊ ውዕል ከፍርሶ...
ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ሓደ ነገር ከይነገርኩኻ ሓሊፈ ነይረ፡ ንሱ ድማ ብዛዕባ ሕክምና እዩ። ኣብዚ ዓዲ ኣብ ጥዕና...
መራሕቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኤ.ሕ ገና ብዛዕባ ምምርቓሕ ስደተኛታት ኣይተሰማምዓን። ነዚ ጉዳይዚ ዚምልከት ኣብ ግብጺ ኪራኸባ ይሓስባ ኣለዋ።...
ስዑዲ ዓረብ ንኽልተ ሰሙን ዚኣክል ክትክሕዶ ዝቐነየት ነቲ ኣብ ቤትጽፈት ቆንሱል እተኻየደ ናይ ጃማል ካሾጊ ቅትለት ተኣሚና።...
ስም እንግሊዛዊት ጋንታ ኣርሰናል ኣብዝጽውዓሉ ስም ናይ 26 ዓመታት ዕውት ግዜ ምስ እዛ ጋንታ ዘሕለፈን ኣሰልጣኒ ፈረንሳዊ...
ኣብ 2017 ብዘይእመን ዝመስል ሓድሽ ክብረ ወሰን ብዝሰበረ ብ 222 ሚልዮን ዩሮ ካብ ባርሳ ናብ ፈረንሳዊት ክለብ...
ዝሓለፈ ቀውዒ ኣቢይ መሓመድ ሓድሽ መራሒ ኢትዮጵያ ኮይኑ። ንሱ ኣብቲ ሃገር ብዙሕ ለውጥታት ገይሩ። ናይ ፖለቲካ እሱራት...
ሓደ 30 ዓመት ዝዕድመኡ ሰብኣይ ንሓንቲ ኣብ ጥቓ ቦልነስ ሀልሲንግላንድ እትነብር ሰበይቲ ብምዕማጽ ከም እተታሕዘ ማዕከናት ፖሊስ...