ብመሰረት ኣብ ስቶክሆም ዝመሰረቱ ባልቲክኣይ ድራር ልደት ምናልባት ከይተቐየረ ከም ዘይተርፍ ገሊጻ። ኣብ መፍረ ዓሳ ከም ቀለብ...
Khaled Abdu
25 ሚእታዊት ዘይቢዝነሳዊ በረራታት ሽወደን ዝሕዛኣሉ ቲከት ዝተባህለ መርበብ ናይዚ ዓመትዚ መገሻታት ልደት ምስ ናይ ዓሚ ብምውድዳር...
ሽዱሽተ ሰብኡት ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ሰባት ካብ ቡልጋርያ ብምስግጋርን ኣብ ኣዝዩ ሕሱም ኣከባቢ ብምሕያርን ንኽልምኑ ብምግዳድን ተኸሲሶም። እዚ...
መንግስቲ ሩስያ ሽወደናዊ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ካብ ሃገሩ ከወጽእ ኣዚዙ:: መንግስቲ ሩስያ ንሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ሽወደን ኣብ ሃገሩ፣...
እተደገፈ/እተመወለ ዓንቀጽ: ታደለሽ ከበደ ቅድሚ ክልተ ዓመት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሃገር ሽወደን መጺኣ። ኣብ ABFs ናይ Vårby...
ካብ ክልተ ምምሕዳራት ከተማ ደቡባዊ ሽወደን ምስ ሳልሳይ ምምሕዳር ከተማ ናይ ቤት ትምህርቲታት ምትሕግጋዝ ውጥን ሰሪዞሞ። እዚ...
18 መንግስቲ ዝውንነን ኣብያተ-መዘክር ናይ መእተዊ ክፍሊት ዘይምኽፋል ውሳኔአን ክቕጽልኦ እየን ተባሂሉ። ኣብ ባይቶኣዊ ኮሚተ ባህላዊ ጒዳያት...
ወዲ 23 ዓመት መንእሰይ ብፈተነ ቅትለት ተኸሲሱ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ እዩ። ንሱ ንሓደ ሰብኣይ ብስሕለት ብምጥቃዕ...