ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን( ሴፖ) ብወርሒ ሚያዝያ ኣብ ዝገበሮ ዕዉት ስርሒት ኣብ ኣካላ ዝተባህለ ክፋል ስቶክሆልም ከምኡ’ውን ስይሮምሱንግ...
Khaled Abdu
ንጉስ ሽወደን ካርል ጉስታቭ 16 ነቲ ቅልውላው ልደት እተሰምየ መንግስቲ ናይ ምቛም ሽግር ኣመልኪቱ ጻውዒት ጌሩ። ንሱ...
ኣብዚ ወርሒዚ ቃለመሓላ ዝፈጸመት ኣመሓዳሪት መክሲኮን ኣባል ሰኔት በዓልቤታን ኣብ ማእከላይ ኣውራጃ Mexican ፑአብላ ብዘጋጠሞም ምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር...
ጳጳስ ካቶሊክ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ሃገራት ዝርከቡ ሰባት ቅልል ዝበለን ስስዐ ዝረሓቖን ህይወት ክመርሑ ጸዊዑ።...
ኣስከሬን ሓደ ፈረስ ምስ ኮረሻኡ ጥቓ ግምቢ ፖምፐይ ኣብ ሓደ ቪላ ብስነ-ኲዕታ ከም እተረኽበ ተገሊጹ። ተመራመርቲ ስነ...
ኣመሪካዊ ተዋሳኣይ ፊልም ከቪን ስፔሲ ኣብ ባር ማሳቹሰትስ ንሓደ ኮተቴ ጾታዊ ትንኮያ ጌርካ ብዝብል ተኸሲሱ። ንሱ በቲ...
ማእከል ሜትሮሎጂ ከም ዝተነበዮ እንተኾይኑ ኣብ መዓልታት በዓለ ልደት መብዛሕቱኡ ሽወደን ብሰንኪ ዛሕሊ ውርጪ ከም ዝረኣዮን፥ ተወሳኺ...
መራሕ መንግስቲ ፓኪስታን ነበር ናዋስ ሸሪፍ ብምኽንያት ውዒልዎ እተባህለ ብልሽውና ንሽወዓተ ዓመት ተፈሪዱ ክብል መንግስታዊ መራኸቢ ብዙሃን...
ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርለንዳ ብሰንኪ ክብደት ሻንጣ 2 ገያሾን ሰራሕተኛ ምቊጽጻር ንብረት ከምዝተጓሰጡ ተፈሊጡ። ኣብ መጸበዪ በረራ...