ንጉስ ሽወደን ካርል ጉስታቭ መበል 16 ነቲ ሽልማት ኖቤል ስንጽሑፍ ንምልላይ ኣብ ኣካዳሚ ሽወደን ዝካየድ ዘሎ ስራሕ”...
Khaled Abdu
ትንበያ ኲነታት ኣየር ዋዜማ ሓድሽ ዓመት ከም ዘመልክቶ ጣቓን ዝናብን ዝበዝሖ ስለዝኸውን ርችት ከይንሪኢ ንኽእል ኢና ክብል...
ክሱስ ንብዙሓት ኣብ ጎደና ደው ኢሎም ዝነበሩ ሰባት ብስሕለት ክቐትል ምህቃኑ ተፈሊጡ። ፖሊስ ሽወደን እቲ ትማል ምሸት...
ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ልደት ብሰንኪ ዘይመኸኸ በረድ ዘስዓቦ ምንሽርታት መካይን ሓደጋታት መካይን ስዒቡ። ኣብ ምዕራብ ኒብሮ ጐደና...
ኣብ ቲነሰታ( ሰሜን ስቶክሆልም) ዝሓለፈ ሰሉስ ከቢድ ናይ ተዂሲ ምልውዋጥ ምንባሩ ግና ምንም ዝተጐድአ ሰብ ከምዝየለ ተሓቢሩ።...
ኣብ ስቶክሆልም ዝተገብረ ዳህሳስ ኮሚተ-ክራይ ከም ዘመልክቶ 90 ሚእታዊት ዝተኻረየ ኣባይቲ ንኻልኦት ደለይቲ ገዛ ብኽቡር ዋጋ ይካረ...
ብሪጣንያውያን ጽምዲ ኣብ ናይ ሓደ ሰዓት ፍልልይ ኣብ ኣውስትራልያ ሞይቶም ተባሂሉ።ንቤተሰብ እዞም ጽምዲ ንምሕጋዝ ኣሽሓት ፖውንድ ከም...
ኣብ 1980 ብዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ሰብ ተጨውያ ዝነበረት ኣርጀንቲናዊት ሰበይቲ ፖሊስ ኣርጀንቲናን ቦሊቭያን ብዘካየድዎ ልፍንታዊ ስርሒት ምስ ቤተሰባ...
ዝሓለፈ ሕዳር ሰሜንን ደቡብን ኮርያ ድሕሪ ሰብዓ ዓመታት ንክልቲኡ ኮርያ ዘራኽብ ጽርግያ ስራሕ ክጅምርን ከም እተስማምዓ ይፍለጥ።...
ዳርጋ ፍርቂ ካብ መንእሰያት ሽወደን ፖርኖግራፊ ምስ ጾታዊ ርክብ ዝተሓሓዝ ህይወቶም ብብዙሕ መዳዩ ኣሉታዊ ጽልዋ ከም ዘሕደረሎም...